ሰብመዚ ኢጣልያ 1,500 ስደተኛታት ዝቕመጡሉ መዕቀሊ ኣፍሪሶም

ኣብ ሓደ ኣዝዩ ዓቢ ግዝያዊ መዕቀሊ ኣብ ደቡብ ኢጣልያ ዝቕመጡ ዝነበሩ 1,500 ስደተኛታት ተኣልዮም። እቲ ኣብ ሳን ፈርዲናንዶ ዝተካየደ ምእላይ ኣብዚ እዋን ኣብ ስልጣን ዘሎ ሕሉፍ የማናዊ መንግስቲ ዝሓለፈ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓደ ቤት ፍርዲ ፈረናሳ ኣስገርቲ ንዓመታት ክእሰሩ ፈሪዱ

ሓደ ቤት ፍርዲ ፈረንሳ ክልተ ዒራቓውያንን ሓደ ኢራናውን ካብ ፈረንሳ ናብ እንግሊዝ ብባሕሪ ስደተኛታት ብምስጋር ንማእሰርቲ ፈሪድዎም። እቲ ኣብ ቦሎኝ ሱር-ሜር ዝርከብ ቤትፍርዲ ንመራሒ ናይቲ ጉጅለ ዝተሓስበ...
ዝያዳ ንምንባብ

ፖሊስ ፈረንሳ ኣብ ጥቓ ካሌ ዝርከብ ዝዓበየ መዓስከር ስደተኛታት ኣፍሪሶም

ኣብ ፈረንሳ ሓይልታት ጸጥታ ንሓደ ዘይሕጋዊ መዕቀሊ ብ12 መጋቢት 2019 ምስኣጽረይዎ እቶም ኣብኡ ዝነበሩ ስደተኛታት ክእለዩ ተገዲዶም። ቅድሚ ምዕናዉ እቲ ቬሮትዬር ወይ ሸሚን ዱ ፖንት-ትሮዊ ተባሂሉ ዝጽዋ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ዴንማርክ ዝወጸ ሓድሽ ሕጊ ጉዳይ ስደተኛታት ነቐፌታ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ይወርዶ

ፍቓድ ስደተኛታት “ክውሰድ እንተተኻኢሉ ድማ ኽግደፍ” ዝብል ሓድሽ እማመ ሕጊ ብባይቶ ዴንማርክ ብ21 ለካቲት ጸዲቑ። እዚ ኣዛራቢ ሕጊ ሓደ ካብቲ ብዙሕ መንግስቲ እታ ሃገር ንስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ዝም...
ዝያዳ ንምንባብ

ፈረንሳ ንሓደ ትሕቲ-ዕድመ ስደተኛ ኽትክሕስ መጋባእያ ኤውሮጳዊ ሕብረት ወሲኑ

መጋብኣያ ሰብኣዊ መሰላት ኤውሮጳዊ ሕብረት ፡ ፈረንሳ ንሓደ ኣፍጋናዊ ትሕቲ–ዕድመ ስደተኛ 15,000 ኤሮ ካሕሳ ኽትህብ ውሳኔ ኣመሓላሊፉ። ፈረንሳ ነቲ ወዲ 12 ዓመት ኣፍጋናዊ ስደተኛ ኣብ መዓስከ...
ዝያዳ ንምንባብ

ፈረንሳ ናብ ሊብያ ተወሰኽቲ ጃላቡ ኽትሰድድ እያ

ሊብያ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ስደት እተካይዶ ቓልሲ ንምድጋፍ ፈረንሳ ሽዱሽተ ጃላቡ ኽትልእከላ ምዃና ሚኒስትሪ ምክልኻል ፈረንሳ ብ21 ለካቲት ኣፍሊጡ። እቲ ስጕምቲ ነቲ ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ስደት ...
ዝያዳ ንምንባብ

ናብ ሃገሩ ዝተመልሰ ስደተኛ ነቲ ናብ ኤውሮጳ ንምብጻሕ ዘጓነፎ ሓደጋ ይትርኽ

ኩርዳዊ መንእሰይ ስደተኛ ሚራን ጋርዲ ድሕሪ’ቲ ንህይወቱ ዝተፈታተነ ሓደገኛ ጉዕዞ ስደት ናብ ኤውሮጳ ንዓዱ ኽምለስ’ዩ ወሲኑ። እዚ ስደተኛ ብዛዕባ ኣብ ጉዕዞ ዝገጠሞ ጸገማትን ንምንታይ ነቲ ናብ ኤውሮጳ ናይ...
ዝያዳ ንምንባብ

ንወደብ ካሌ ዝጠሓሱ ስደተኛታት ተዳጒኖም

ብጥርኑፍ ኣብ ሓንቲ ናብ ዶቨር፡ እንግሊዝ እትኸይድ ኣርማስ ክሳፈሩ ድሕሪ ዝገበርዎ ፈተነ እንተወሓዱ 63 ስደተኛታት ከምዝተዳጐኑ ሰብ መዚ ፈረንሳ ብ3 መጋቢት 2019 ሓቢሮም። እቶም ዝተኣስሩ ኣፍጋናውያን፡...
ዝያዳ ንምንባብ

ስደተኛታት ንመትረብ እንግሊዝ ኽሰግሩ ዝሓልፍዎም ጸገማት

ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ፈረንሳ ዝርከቡ ስደተኛታት ንመትረብ እንግሊዝ ኽሰግሩ ንህይወቶም ቀጻሊ ኣብ ሓደጋ ኣብ ምእታው እዮም ዝርከቡ። ዓዚዝን መርየምን ዝተባህሉ ክልተ ዒራቓውያን መጻምድቲ ስደተኛታት ንማዕከን ዜ...
ዝያዳ ንምንባብ