ኣብ ፈይስቡክ ስዓቡና
Tigrinya
News
Latest News
ኣፍሪቃ
ማእከላይ ምብራቕ
ኤስያ
ኤውሮጳ
Migration Info
Life in the UK as an immigrant
ውልቃዊ ዛንታታት
Videos
The Blue Table Talk
Teaching Resources
እዋናዊ ዜናታት
ሊብያ ፡ ናይጀርያዊ ስደተኛ ብህይወቱ እንከሎ ኪቃጸል ተገይሩ
ሸዉዓተ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ስደተኛታት ክቕበላ ካብ ዘይመርጻ ሃገራት ዓለም ቀዳምነት ሒዘን
ንሚዛናዊ ሓላፍነትን ውህደትን ዝዓለመ ሓድሽ መደብ ስደት ኤውሮጳዊ ሕብረት
ትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት ኣብ ኤውሮጳ ንቅልውላዉ ይቃልዑ
ህይወት ዓሰርተታት ስደተኛታት ኣብ ማያዊ ገማግም ሊብያ ጠፊኡ
ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ሽሕ ዝዀኑ ስደተኛታት መሊሱ
ሽሕ ኣቢሎም ዝዀኑ ስደተኛታት ብ24 ሰነ ብሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ኽድሕኑ ኸለዉ፡ 10 ሬሳታት ከምዝተረኽበ፡ ኣዣንስ ፍራንስ ፕረስ ሓቢሩ። እቶም 948 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ጥቓ ገማግም ቓራቡሊ ምብራቕ ካ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሱዳናውያን ስደተኛታት ኣብ ሃገሮም ይጣየሱ
ኣህጉራዊ ውድብ ስደት ካብ ሰነ 2017 ክሳብ መጋቢት 2018 ን615 ሱዳናውያን ናብ ቤቶም ክምለሱ ከምዝሓገዘ ገሊጹ። ብመደብ ሰብኣዊ ወለንታዊ ምምላስ ወኪል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናብ ሃገሮም ም...
ዝያዳ ንምንባብ
140 ምብራቕ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ዝሃደሙሉ፡ ዓሰርተታት ተቐቲሎሞም
ብመሰረት ጸብጻብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት 145 ኪሎሜተር ደቡብ ምዕራብ ካብ ትሪፖሊ ኣብ እትርከብ በኒ ወሊድ ብኣሰጋገርቲ ተታሒዞም ዝነበሩ ስደተኛታት ምስኣምለጡ፡ ካብኣቶም ዓሰርተታት ክኽቈስሉ ኸለዉ፡ 15 ድ...
ዝያዳ ንምንባብ
1
2
3
4
5
6
7
ገጽ 7 of 7
We care about your privacy.
In order to provide you with a better browsing experience we track your interaction with this website. To learn more about the cookies we use and what they do,
please read our privacy policy here
.
I Understand