ሊብያ ፡ ናይጀርያዊ ስደተኛ ብህይወቱ እንከሎ ኪቃጸል ተገይሩ

ሰለስተ ሊብያዉያን፡ ንሓደ ናይጀርያዊ ስደተኛ ኣብ’ቲ ኣብ ከተማ ትሪፖሊ ዝሰርሓሉ ፋክቶሪ ፡ ብህይወቱ እንከሎከምዘቃጸልዎ ፡ ሚኒስትሪ ዉሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ሓቢሩ። ብመሰረት መግለጺ እቲ ሚኒስትሪ፡ ነቲ...
ዝያዳ ንምንባብ

ህይወት ዓሰርተታት ስደተኛታት ኣብ ማያዊ ገማግም ሊብያ ጠፊኡ

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብዉሑዱ 24 ስደተኛታት ኣብ ማያዊ ገማግም ሊብያ ህይወቶም ከም ዝሰኣኑ ተሓቢሩ። እቶም ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ስደተኛታት፡ ተሳፊሮሙላ ዝነበረት ናይ ፕላስቲክ ጃልባ ድሕሪ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሊብያ፥ ምድጓን ስደተኛታት ከም ምንጪ ገንዘባዊ ኣታዊ

መንግስቲ ሊብያ ካብ መዳጎኒ ማእከላት ስደተኛታት ልዑል ገንዘባዊ ኣታዊ የኻዕብት ከምዘሎ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ዝለሓዄ ሓደ ሰነድ ኤውሮጳዊ ሕብረት ክፍለጥ ተኽኢሉ። እቲ ልሒዂ ዘሎ ሓበሬታ ከምዘረድኦ መዳጎኒ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጥልያን ነቲ ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተታሒዞም ናብ ሊብያ ኽምለሱ ዘኽእል ውዕል ኣሐዲሳቶ

ሓድሽ መንግስቲ ጥልያን ነቲ ሃገሩ ምስ ሊብያ ኣብ 2017 ዝኣተወቶ ፡ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ምዕጋትን ምምላስን ስደተኛታት ኽነጥፍ ዘኽእል ውዕል ብቐጥታ ከምዘሐደሶ ተሓቢሩ። ጥልያን ን...
ዝያዳ ንምንባብ

ናይ ስደተኛታት ጃልባ ኣብ ማያዊ ገማግል ጥልያን ብምጥሓላ 13 ደቅንስትዮ ሞይተን፡ ሸሞንተ ትሕቲ ዕድመ ደሃዮም ጠፊኡ

ሓለዋ ባሕሪ ጥልያን ኣብ ማያዊ ከባቢታት ደሴት ላምፒዱዛ ብ 6 ጥቅምቲ ካብ ዝጠሓለት ጃልባ ሬሳታት ናይ 13 ደቀንስትዮ ስደተኛታት ከምዝኣከበ ተሓቢሩ። እታ ካብ ገማግም ሊብያ ተበጊሳ ጸኒሓ ተወሰኽቲ ስደተኛ...
ዝያዳ ንምንባብ

ርዋንዳ ኣብ ሊብያ ንዝተዓግቱ ስደተኛታት ምቕባል ትቕጽል

ኣብ መዳጎኒ ማእከላት ሊብያ ዝጸንሑ 123 ስደተኛታት ብ 10 ጥቅምቲ ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኪጋሊ ናይ ርዋንዳ ኣትዮም። እቶም ስደተኛታት ካልኣይ እብረ ናይ ርዋንዳ ኣብ ሊብያ ተፈናቒሎም ካብ ዘለዉ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ንኣርባዕተ መዓልታት ዝተዓግቱ 71 ስደተኛታት ናብ ሊብያ ክምለሱ ተገይሩ

ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ብ 29 መስከረም ብመንገዲ ማእከላይ ባሕሪ ናብ ኤውሮጳ ከብሉ ንኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ባሕሪ ዝተዓግቱ 71 ስደተኛታት ብምድሓን ናብ ሊብያ መሊስዎም። ብመሰረት መግለጺ ሰብ መዚ ሓለዋ ባሕ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ መዳጎኒ ማእከላት ሊብያ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት በደላት ዝፈጸሙ ሰለስተ ሰባት ኣብ ጥልያን ተታሒዞም

ኣቐዲሞም ኣብ ሓደ መዳጎኒ መዓስከር ስደተኛታት ሊብያ ኣብ ልዕሊ ሓያሎ ስደተኛታት ጾታውን ኣካላውን ዓመጻት ፈጺሞም ዝተባህሉ ሰለስተ ጥርጡራት ብ ፖሊስ ጥልያን ተቐዪዶም። እቶም ዝተኣስሩ ሓደ ወዲ ጊኒ እቶም...
ዝያዳ ንምንባብ

ርዋንዳ ኣማኢት ካብ’ቶም ኣብ ሊብያ ተዓጊቶም ዝርከቡ ስደተኛታት ኸተዕቊብ ትምድብ

ኣማኢት ካብ’ቶም ኣብ ሊብያ ኣብ መዳጎኒ መዓስከራት ዝሳቐዩን ብነፈርቲ ዝድብደቡን ዘለዉ ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ኽግዕዙ ኸምዝኽእሉ ይግለጽ ኣሎ። መንግስቲ ርዋንዳ ምስ ሕብረት ኣፍሪቃን ኤውሮጳዊ ሕብረትን ብ...
ዝያዳ ንምንባብ