ትካላት ሓካይም ብዘይዶብን ኤስ.ኦ.ኤስ ሜዲተራንየ-ን ስደተኛታት ንምድሓን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓዳስ መርከብ ኣውፊረን

ኣብ ሰብኣዊ ሓገዛት ዝነጥፋ ትካላት ሓካይም ብዘይዶብን ኤስ.ኦ.ኤስ ሜዲተራንየ-ን ነቶም ኣብ ማያዊ ከባቢታት ሊብያ ኸምኡ’ውን ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ ዝወድቊ ስደተኛታት ናይ ምድሓን ስርሒታት ዳግም ኽጅም...
ዝያዳ ንምንባብ

ህልቂት ልዕሊ 150 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠሙ ክልተ ሓደጋታት ጃልባ ክሳዕ 150 ዝበጽሑ ስደተኛታት ደሃዮም ጠፊኡ ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ። እቲ ሓደጋ ኣብ’ዚ ዓመት  ኣብ’ቲ ማያዊ መስመር ዛጊት ካብ ዘጋጠሙ ሓደጋ...
ዝያዳ ንምንባብ

ትካላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ስርሒታት ምድሓን ህይወት ኣብ ማእከለይ ባሕሪ ዳግማይ ክጅምር ይጽዉዓ

መንግስታት ሃገራት ኤውሮጳ ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ ዝወድቊ ስደተኛታት ንምድሓን ዝካየዱ ስርሒታት ዳግማይ ክጅምርዎን ኣብ ሊብያ ተዓጊቶም ንዝርከቡ ኣሽሓት ስደተኛታት ኽተሓጋገዙን ከምዝግባእ ፡ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጥልያን ንቐንዲ መጻንሒ ማእከል ስደተኛታት ዕጽያ

መንግስቲ ጥልያን ኣብ ሚንዮ ናይ ደሴት ሲሲሊ ዝጸንሐ ኣብ ሓደ እዋን ኣብ መላእ ኤውሮጳ ዝዓበየ ምንባሩ ዝንገረሉ መቐበሊ ማእከል ስደተኛታት ብ 9 ሓምለ ብወግዒ ዓጺዩዎ ። መጻንሒ ማእከል ስደተኛታት ሚኒዮ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሊብያ፡ ስደተኛታት ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቲሎም

ኣብ ከተማ ትሪፖሊ ናይ ሊብያ ብ 3 ሓምለ ስደተኛታት ኣብ ዝተዳጎኑሉ ማእከል ብዝተኻየደ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ብውሑዱ ክሳዕ 60 ዝበጽሑ ስደተኛታት ህይወቶም ኽስእኑ እንከለዉ ልዕሊ 130 ካልኦት ብጽኑዕ ቆ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጥልያን ኣብ ማያዊ ግዝኣታ ስደተኛታት ዘድሕና መራኽብ ኽትቀጽዕ ትምድብ

ጥልያን ናብ ማያዊ ግዝኣታን ወደባታን ብዘይፍቓድ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዋ ዋንነት ናይ ግብረሰናይ ማሕበራት ዝኾና መራኽብ ልዑል ገንዘባዊ መቕጻዕቲ ዘጽንዕ ኣዋጅ መዲባ ብምህላዋ፡ ኣብ ማእከላይ ከባቢታት ማእከላይ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ መዳጎኒ ማእከላት ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሕሰም የሕልፉ

ኣስታት 430 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 650 ስደተኛታት ኣብ መዳጎኒ መዓስከር ዚንታን ናይ ሊብያ ተዓጽዮም ብሕጽረት ማይ፡ መግብን መድሃኒትን ይሳቐዩ ከምዘለዉ ቤት–ጽሕፈት ሰብኣዊ መሰላት ውድ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሊብያ፡ ካብ’ቶም ናብ ውሑስ ቦታ ዝግዕዙ ስደተኛታት እቶም ዝዳጎኑ ይበዝሑ

ጸጥታዊ ኩነታት ሊብያ እንዳበኣሰ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ብሓለዋ ባሕሪ እታ ሃገር ኣብ ማያት ማእከላይ ባሕሪ ዝዕገቱ ስደተኛታት ናብ መዳጎኒ ማእከላት ሊብያ ኸምዝኣትዉ ይግበር ምህላዉ ላዕለዋይ ወኪል ውድብ...
ዝያዳ ንምንባብ

290 ስደተኛታት ኣብ ገማግም ሊብያ ካብ ምጥሓል ድሒኖም

ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ሰለስተ ጃላቡ ኣብ ባሕሪ ተደርብዮም ዝነበሩ 290 ስደተኛታት ካብ ምጥሓል ከምዘድሓነ ሓቢሩ። ንግሆ 23 ግንቦት 2019 ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ካብ ጥቓ እታ ካብ ትሪፖሊ 160 ኪሎሜተር ...
ዝያዳ ንምንባብ