ዘሰክፍ ብዝሒ ካብቶም ኣብ ሰብዕ ዝተባህለ መዳጐኒ ኣብ ትሪፖሊ ዝርከቡ ስደተኛታት ብዓጸቦ ይሳቐዩ ወይ ትሕቲ ኽብደት ኰይኖም ከምዘለዉ ሓካይም ብዘይ ዶብ ብ 21 መጋቢት ገሊጹ። ብመሰረት እቲ ሰብኣዊ ማሕበር...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስቲ ኢጣልያ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ስደት ኣብ ምቅላስ ዝሕግዛ 50 ናይ በረኻ መካይን ንቱኒዝያ ወፍዩላ። እተን 50 መካይን ካብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ ናብ ሃገራዊ ሓለዋ ቱኒዝያ ዝተወፈያ እየን። ...
ዝያዳ ንምንባብ
ዳርጋ ፍርቂ ኣብ ስጳኛ ዝርከቡ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብታ ሃገር ክበጽሑ ኻብ ኣፍሪቃ ብማእከላይ ባሕሪ ኣብ ዝተጓዕዙሉ ቀጥታዊ ምዝመዛን ዓመጽን ከምዘጋጠሞም ይገልጹ። እቲ መጽናዕቲ ብኣህጉራዊ ውድብ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብ26 ለካቲት ኣብ ሓደ ኣብ ትሪፖሊ፡ ሊብያ ዝርከብ መዳጐኒ ማእከል ብስደተኛታት ዝተበገሰ ኣድማ ንምህዳእ ዘብዐኛታት ኣብ ዝኣተዉሉ 50 ዝዀኑ ስደተኛታት ተጐዲኦም። ብመሰረት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ው...
ዝያዳ ንምንባብ
ሊብያ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ስደት እተካይዶ ቓልሲ ንምድጋፍ ፈረንሳ ሽዱሽተ ጃላቡ ኽትልእከላ ምዃና ሚኒስትሪ ምክልኻል ፈረንሳ ብ21 ለካቲት ኣፍሊጡ። እቲ ስጕምቲ ነቲ ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ስደት ...
ዝያዳ ንምንባብ
ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ትሪፖሊ፡ብ13 ለካቲት 2019 ናብቲ ክሳዕ ናብ ካልእ ሃገር ዝውሰዱሉ ዝጸንሑሉ መዕቀሊ ስደተኛታት ኒያሜይ፡ ኒጄር 159 ኤርትራውያን ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብ2 መጋቢት 2019 ኣብ ሰሜን ኢጣልያዊት ከተማ ሚላኖ፡ 200,000 ሰባት ኣንጻር ዓሌትነት ንምእዳም ናብ ሰልፊ ወጺኦም። እቶም ተሰለፍቲ፡ ፍርሂ፡ ጽልእን ምክፍፋልን ከምዘስዕብ ብምግላጽ ኣንጻር ሕሉፍ የማ...
ዝያዳ ንምንባብ
ክልተ ናይ ጀርመን ህይወት ዘድሕና ማሕበራት ዝሓዝኦም 49 ስደተኛታት ናብ ወደብ ከይኣትዉ ኣብ ባሕሪ ን19 መዓልታት ተዓጊቶም ድሕሪ ምጽንሖም ብ9 ጥሪ ኣብ ማልታ ኸዕርፉ ተፈቒዱሎም። እቶም ካብ ትሽዓተ ሃገ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ኣብ 2018 ልዕሊ 15,000 ስደተኛታት ከምዘድሓነን ናብ ሊብያ ኸምዝመለሶምን ብ20 ታሕሳስ ብመገዲ ኣፈኛኡ ኣፍሊጡ። እቶም ዝበዝሑ ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ኣብ 2018 ዘድሓኖም ዜጋታት ሱዳን...
ዝያዳ ንምንባብ