ነቲ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ ማቴዮ ሳልቪኒ ዘውጽኦ እማመ ምቕጻዕ ስደተኛታት ዘድሕና መራኽብ ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላትን ማሕብራት ግብረሰናይን ይቃወምዎ ኣለዉ። እቲ ሕጊ እተጸዲቑ እተን ህይወት ዘድሕ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ገማግም ቱኒዝያ ጃልባ ብምጥሓላ እንተወሓዱ 65 ስደተኛታት ከምዝሞቱ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ። ብመሰረት እቶም ዝደሓኑ እቶም 75 ስደተኛታት ካብታ ኣብ ሰሜን ምዕራብ ሊ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ሊብያ ዝቕጽል ዘሎ ጸጥታዊ ቕልውላው ኤርትራውያን ንዝርከብዎም ኣብ’ታ ሃገር ተዳጒኖም ዘለው ኣሽሓት ስደተኛታት ብዛዕባ ህይወቶም ኽሰግኡ ጥራይ ዘይኮነ ንኤውሮጳ ናይ ብምጻሕ ሓሳቦም’ውን ኽምህምን ገይሩ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብቲ ከም ዝሕልዎ ዝገልጾ ዞባ ባሕሪ ኽነጥፍ ከምዘይጸንሐ ጀርመናዊ ማሕበር ምድሓን ህይወት ኣብ ባሕሪ ሲ–ኣይ ገሊጹ። ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ክንዲ እቲ ግቡ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ መዳጐኒ ማእከላት ሊብያ ተዳጒኖም ዝርከቡ ስደተኛታት፡ ኲናት ኣብ ትሪፖሊን ዙርያኣን ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ ብኽብሪ ዋጋታት መግቢ ይሽገሩ ኸምዘለዉ ኣልጀዚራ ሓቢራ። ኣብ ኣቡሰሊም ተዳጒኖም ዝርከቡ ስደተኛታት...
ዝያዳ ንምንባብ
ብኸሊፋ ሓፍታር ዝእዘዙ ወተሃደራት ነቲ ካብ ትሪፖሊ ንደቡብ 25 ኪሎሜተር ኣብ ዘላ ቓስር ቢን ገሺር ዝርከብ መዳጐኒ ስደተኛታት ኣጥቂዖሞ። ብመሰረት ጸብጻብ ኣልጀዚራ ነቶም ተዳጐንቲ ምስኣጥቅዖዎም እንተወሓዱ...
ዝያዳ ንምንባብ
ላዕለዋይ ናይ ይግባይ ቤትፍርዲ ኢጣልያ ምስቲ ኣብ ነሓሰ 2015 ዘጋጠመ ህይወት 49 ስደተኛታት ዝወሰደ ህልቂት ብዝግተኣሳሰር ንሰለስተ ኣስገርቲ ንነፍሲ ወከፎም ን20 ዓመት ክእሰሩ ፈሪድዎም። እቲ ኣንጻር ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ትሪፖሊ ኣብ መዳጐኒ ማእከላት ዝርከቡ ኣሽሓት ስደተኛታት በቲ ናብታ ኸተማ ዝቃረብ ዘሎ ኣብ መንጎ ክልተ ተቓናቐንቲ ጉጅለታት ዝካየድ ዘሎ ዂናት ይቕርቀሩ ኣለዉ። ልዕሊ ሰሙን ኣብ መንጎ ናይ ጀነራል ኸሊ...
ዝያዳ ንምንባብ
ናብ ኤውሮጳ ክሰግሩ ኣብ ማያት ማእከላይ ባሕሪ ተታሒዞም ናብ ሊብያ ዝምለሱ ኣሽሓት ስደተኛታት፡ ኣብ’ተን ንጽህና ዝጎድለንን ከም ዓባይ-ሰዓል ብዝኣመሰሉ ተመሓላላፍቲ ሕማማት ዝተለበዳን ጸበብቲ መዳጎኒ ማእከ...
ዝያዳ ንምንባብ