በቲ ኣብ ሊብያ ኣብ ልዕሊ ዝተዓግቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ መጠን ዘይብሉ ግፍዒ ዝተቘጥዑ ወከልቲ ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን ኣባላትን ኣፈኛታትን ኣብ ስደት ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ኣ...
ዝያዳ ንምንባብ
ወዲ 28 ዓመት ሶማላዊ ስደተኛ ኣብቲ ኣብ ትሪፖሊ ኣብ ዝርከብ ጣርቕ ኣ-ሲካ ዝተባህለ መዳጐኒ ማእከል ህይወቱ ኸምዘሕለፈ፡ ንመተኣስርቱ ብምጥቃስ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ሓቢሩ። ብመሰረት ጸብጻብ ኣልጀዚራ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ ምስ ወደቚ ብሓንቲ ናይ ጽዕነት መርከብ ድሒኖም ናብ ወደባዊት ከተማ ምስራዓ ናይ ሊብያ ድሕሪ ምምላሶም ካብ’ታ መርከብ ምውራድ ሓንጊዶም ዝጸንሑ ልዕሊ 70 ስደተኛታት ብሓይሊ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ህይወት 17 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ብ 5 ሕዳር ኣብ ማእከላይ ባሕር ድሕሪ ምጥፋኡ፡ ዛጊት ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ኣብ’ቲ ማያዊ ኣካል ናይ ዝጥፍአ ህይወት ስደተኛታት ልዕሊ 2,000 ክበጽሕ ምኽኣሉ ላዕለዋይ ወኪ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኦስትርያ ነቲ ኣህጉራዊ ምሕደራ ዋሕዚ ስደትን ስደተኛታትን ክውን ንምግባር ዓሊሙ ተነዲፉ ዘሎ ውዕል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ ምኽታም ክትቁጠብ ምዃና ሓቢራ። መንግስቲ እታ ሃገር ፡ እቲ ውዕል ዓለማዊ ዋሕዚ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሰብ-መዚ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ማያዊ ግዝኣት ሃገሮም ከባቢ 100 ስደተኛታት ኣሳፊራ ኣብ ሓደጋ ካብ ዝወደቐት መርከብ ንዝመጾም ናይ ሓገዝ ጻውዒት ነዊሕ ሰዓታት ከምዝጓነይዎ፡ ማዕከን ዜና ኤሮ-ኒውስ ሓቢሩ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ሊብያ ስለዝተዓግቱ ብወለንታኦም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዝመረጹ 76 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብመንገዲ መስርሕ ወለንታዊ ምምላስ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (ኣይ.ኦ.ኤም) ክግዕዙ ተገይሩ። እቲ ኣሃዝ ቅድሚ...
ዝያዳ ንምንባብ
መራሕቲ ኣባላት ሃገራት ኤውሮጵእዊ ሕብረት ምስ ከም ግብጺ፡ ቱኒዝያ፡ሞሪኮን ሊብያን ዝኣመሰላ ሃገራት ሰሜን ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ስደት ክዘራረቡ ድልዋት ምህላዎም ገሊጾም። እዚ ዝተገልጸ እቶም መራሕቲ ኣብ ኦስ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ 2018፡ ኣሃዱታት ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩን ክሰግሩ ኣብ ሓደጋ ዝወደቑን ከባቢ 10,000 ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ናብ ሊብያ ከምዝመለሰ ተሓቢሩ። እቲ ኣሃዝ፡ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ...
ዝያዳ ንምንባብ