ስደተኛታት ካብ ሊብያ ኽወጹ ብምጥላብ ኣድማ ኣካይዶም

መብዛሕትኦም ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝዀኑ ኣብ ሊብያ ዝተዳጐኑ ስደተኛታት ኣድማ ኣካይዶም። እቶም ስደተኛታት ብ2015 ናይ 120 ሰባት ጉጅለ ዀይኖም ነቲ ናብ ኤውሮጳ ዝግበር ጕዕዞ ኽፍትንዎ ብ2015...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያ ዘድሓነቶም ስደተኛትታ ናብ ሊብያ ኽትመልሶም ከምእትኽእል ተፈራርሕ

ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳ እንተዘይተቐቢለንኦም፡ ኢጣልያ ዘድሓነቶም 180 ስደተኛታት ናብ ሊብያ ኽትመልሶም ምዃና ኣፈራሪሓ። ምስ ናይ ኤውሮጳዊ ሕብረት ስርሒት ምድሓን ህይወት ፍሮንቴክስ እትሰርሕ መርከብ ሓለዋ...
ዝያዳ ንምንባብ

ግጭት ፖሊስን ስደተኛታትን ኣብ መዳጐኒ ስደተኛታት ሊብያ

ቪድዮ፦ ድሕሪ መጥቃዕቲ ፖሊስ 5 ነሓሰ ኣብ መዳጐኒ ማእከል ትሪፖሊ ዘጋጠመ ዕግርግር ኣብ ጣርቕ ኣልመጠር ዝተባህለ ኣብ ትሪፖሊ ዝርከብ መዳጐኒ ማእከል፡ ስደተኛታት ካብቲ ማእከል ክሽየጡ ምውሳዶም ንምቅዋም ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጥልያን ተወሰኽቲ ናይ ሓለዋ ጀላቡ ንሊብያ ተበርክት

ጃልባ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ኮለላ። ስእሊ፡ ማትያስ ሞንሮይ/ ሰኲርቲ ኣርኪተክቸርስ ኤንድ ፖሊስ ኮላቦሬሽንስ ኢን ዘ ኢ.ዩ./ ጥልያን ቊመና ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ንምሕያልን ካብ ገማግም እታ ኣፍሪቃዊት ሃገር...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያዊት መርከብ ስደተኛታት ናብ ሊብያ ብምምላስ ትኽሰስ

ሓንቲ ጓታቲት መራኽብ 108 ስደተኛታት ኣድሒና ናብ ሊብያ ኸምዝመለሰቶም ኣብ ዝተሰምዓሉ፡ ኢጣልያ ኣህጉራዊ ሕጊ ኸምዘፍረሰት ትኽሰስ ኣላ። ብመሰረት ስጳኛዊት ማሕበር ግብረሰናይ ፕሮኣክቲቫ ኦፐን ኣርምስ፡ እ...
ዝያዳ ንምንባብ

ቁጽሪ ኣብ መዳጐኒ ማእከላት ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ዕጽፊ ይዓቢ

ወኪል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብቲ ልዕሊ ዓቕሙ ዝቕበል ዘሎ መዳጐኒ ማእከላት ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ዕጽፊ ኸምዝዓበዩ ሓቢሩ። ኢጣልያን ሊብያን ጃላቡ ኣስገርቲ ናብ ገ...
ዝያዳ ንምንባብ

በይና ዝደሓነት ኣብ ጥቓ ኽልተ ሬሳታት ከተንሳፍፍ ተረኺባ

ብ17 ሓምለ፡ 150 ኪሎሜተር ካብ ገምገም ባሕሪ ርሒቑ፡ ጃልባ ምስተሰብረት ካብ ዝሞቱ ሰባት ዝተረፈት ሓንቲ ስደተኛ ኣብ ጥቓ ሬሳታት ሓንቲ ሰበይትን ሓደ ህጻንን ከተንሳፍፍ ተረኺባ። እታ ጓል 40 ዓመት ካ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያ ስደተኛታት ንምዕጋት ምስ ሊብያ ናይ ምሕዝነት ኪዳን ተሐድስ

ኢጣልያን ሊብያን ነቲ ስደተኛታት ናብ ግዝኣት ሊብያ ኽምለሱ ዘፍቅድ ኣብ 2008 ዝፈረምኦ ኪዳን ምሕዝነት ከሐድስኦ ብ7 ሓምለ ተሰማሚዐን። “ነቲ ናይ 2008 ኪዳን ምሕዝነት ኢጣልያን ሊብያን ከነሐድሶ ወሲን...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያዊ ቀዳማይ ሚኒስተር ስደተኛታት ብዛዕባ ምዕጋት ክዛረብ ሊብያ ይበጽሕ

ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ ማቴዮ ሳልቪኒ ምስ መራሕቲ ሊብያ ኣብ ትሪፖሊ ድሕሪ ምርኻቡ ኣብ ደቡባዊ ዶባት ሊብያ ማእከላት መቐበሊ ስደተኛታት ክትከል ኣሚሙ። “ብሓሙስ [28 ሰነ] ኣብ ብራስለስ፡ ብሓባ...
ዝያዳ ንምንባብ