ኣስጋገርቲን ህይወት ኣብ ጉዕዞ ዘለዉ ስደተኛታት ኣብ ሓደጋ የእትዉ

ስእሊ፥ ዩሮፖል-ኣስገርቲ ኣብ ልዕሊ ሞተራት መካይን ስደተኛታት ሓቢኦም ይጽዕኑ ኣኽባሪ ሕጊ ሕብረት ኤውሮጳ፡ ዩሮፖል፡ ዶባት ኤሮጳ ምስጋር ኣሸጋሪ ኻብ ዝኸውን ንደሓር  ኣስገርቲ ንስደተኛታት ካብ ዓይኒ ኣኽ...
ዝያዳ ንምንባብ

ከባቢ 14,000 ስደተኛታት ካብ ግሪኽ ነናብ ሃገራቶም ተመሊሶም

ስእሊ፡ ኤኮኖሚ ዎች ኣብ ግሪኽ ተዓጊቶም ካብ ዘለው ስደተኛታት ዛጊት ከባቢ 14,000 ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ብወለንታኦም ነናብ ሃገራቶም ከምእተመልሱ ተሓቢሩ። እቶም ዜጋታት ሃገራት ሰሜን ኣፍሪቃ፡ ማእከላይ ኤስ...
ዝያዳ ንምንባብ

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጥቓ ሊብያ ኣብ ባሕሪ ዝግበር ንጥፈታት ኣስገርቲ ስደተኛታት ንምዅላፍ ዝግበር ወፍርታት ክካየድ ፍቓድ ኣጽዲቑ

Photo credit: UNHCR/F. Noy – ስእሊ፥ ዩ ኤን ኤች ሲ ኣር/ ኤፍ ኖይ ኣብ ጥቓ ሊብያ ኣብ ባሕሪ ዝግበር ስደተኛታት ከምዝሰጋገሩለን ዝተጠርጠራ ተንሳፈፍቲ ምድያብ፡ ምፍታሽን ምሓዝን ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓይሊ ባሕሪ ቱኒዝያ ኣብ መስከረም ልዕሊ 550 ስደተኛታት ዓጊቱ

ሓይሊ ባሕሪ ቱኒዝያ፡ ብመሰረት ጸብጻብ ሮይተርስ፡ ኣብ መስከረም ልዕሊ 550 ካብ ትሕተሳሃራ ኣፍሪቃን ካብ ቱኒዝያን ዝተበገሱ ናብ ኤውሮጳ ኸበጽሑ ዝፍትኑ ዝነበሩ ስደተኛታት ዓጊቱ። ሓይሊ ባሕሪ ቱኒዝያ፡ ኣ...
ዝያዳ ንምንባብ

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ትሪፖሊ ንስደተኛታት ዝኸውን ግዝያዊ መዕቀሊ ክኸፍት እዩ

ኣብ ትሪፖሊ፡ ሰባት ኣብ ውሽጢ ስደተኛታት ዝዳጐኑሉ ማእከል ስእሊ፥ ዩ ኢነ ኤች ሲ ኣር/ ጄይሰን ፎንተን ወኪል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (ዩ ኤን ኤች ሲ ኣር) ኣብ ትሪፖሊ ንስደተኛታት ዝኸውን ግዝ...
ዝያዳ ንምንባብ

ህይወት እተድሕን መርከብ ኣብ ኣህጉራዊ ማያት ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኸምዝደየብዋ ሓቢራ

ሓንቲ ኣብ ሰብኣዊ ምድሓን ህይወት እትሰርሕ መርከብ፡ ብ26 መስከረም ኣብ ኣህጉራዊ ማያት ማእከላይ ባሕሪ እናተጓዕዘት ከላ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ደይቦም፡ እቶም ተሳፊሮማ ዝነበሩ 70 ዝዀኑ ካብ ሓንቲ ጃልባ ዕ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሕብረት ኤውሮጳ 50,000 ስደተኛታት ከጣይስን ምጥራዝ ከቀላጥፍን እዩ

መራሕቲ ሕብረት ኤውሮጳ ንሓደጋ ዝተቓልዑ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ፡ ሰሜን ኣፍሪቃን ቀርኒ ኣፍሪቃን ዝርከቡ 50,000 ስደተኛታት ኣብዚ ዝስዕብ ክልተ ዓመት ናብ ካልኦት ሃገራት ዝጣየሱሉ ውጥን ኣፍሊጦም። ብመሰ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሊብያ፡ ቀንዲ መናሃርያ መርበባት ዘይሕጋዊ ንግዲ ደቅ-ሰብ ዝኾነት ከተማ ሳብራታ ናብ ኢድ ካልእ ዕጡቕ ጉጅለ ትኣቱ

ስእሊ፡ ሮይተርስ ብ ኦፐሬሽንስ-ሩም (Operations Room) ዝጽዋዕ ሓደ ካብ ዕጡቓት ጉጅለታት ሊብያ፡ ካብ ቀንዲ መናሃርያ መርበባት ዘይሕጋዊ ንግድን ምስግጋርን ደቅ-ሰብ ምዃና ንዝንገረላ ከተማ ሳብራታ...
ዝያዳ ንምንባብ

70 ሚእታዊት ካብ ኢጣልያውያን ሃገሮም ልክዑ ዝሓለፎ ብዝሒ ስደተኛታት ኣስፊራ ኣላ ኢሎም ይኣምኑ

ልዕሊ 70 ሚእታዊት ካብ ኢጣልያውያን ዋሕዚ ስደተኛታት ኣብ ሃገሮም ኣሉታዊ ጽልዋ ኣስዒቡ ከምዘሎን ፡ ሃገሮም ልዕሊ ግቡእ ዝኾነ ብዝሒ ስደተኛታት ኣስፊራ ምህላዋን ከምዝኣምኑ ኢፕሶስ ሞሪ (Ipsos-MORI...
ዝያዳ ንምንባብ