“800,000 ስደተኛታት ን ኤሮጳ ክሰግሩ ኣብ ሊብያ ተኣኪቦም ኣለዉ” ፡ ሚኒስተር ናይ ምክልኻል ፈረንሳ

ናይ ፈረንሳ ሚኒስተር ናይ ምክልኻል፥ 800,000 ኣብ ሊብያ ልዕሊ ስደተኛታት ተኣኪቦም ን ኤሮጳ ክሰግሩ ይዳለዉ ምህላዎም ኣጠንቂቑ። ሎሚ ፥ሚኒስተር ምክልኻል ዣን-ዪቭ ዱርየን ኣብ ዝሃቦ ቃል፥ ካብ ዝተፋላ...
ዝያዳ ንምንባብ

ናይ ብራስለስ ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ፥ ንጉዳይ ስደተኛታትን ዑቕባን ኣብ ኤሮጳ ኣብ ምልክት ሕቶ የእቱ።

ኣብ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት ኣብ ብራስለስ በልጁም  ዘጋጠመ  መጥቃዕቲ ግብረሽበራ ፡ ኣብ መላእ ኤውሮጳ ብዛዕባ’ቲ ኣሻቓሊ ኰይኑ ዘሎ  ጉዳይ ስደተኛታትን ዑቕባን ኣብ ኤሮጳ ኣብ ምልክት ሕቶ የእቱን ብርቱዕ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኪኖ ዑቕባ ምሕታት….መፍትሒ ስደት ኤርትራውያን እንታይ ኢዩ?

ኣባላት ዝተፈላለያ ሰልፍታትን ኣባላት ፓርላማን ዓዲ እንግሊዝ ሓደ ንኤርትራ ዝምልከት ኣካል ከም ዝመስረቱ ብ9 መጋቢት 2016 እቶም ኣብ ዝዘርግሕዎ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሮም። እዞም ኣባላት ፓርላማ ነዚ ስጉም...
ዝያዳ ንምንባብ

እስራኤል ብሕቡእ መንገዲ ሓተትቲ ዑቕባ ‘ትሰጉግ’ ኣላ

እስራኤል ፥ ንቡዙሓት ካብ ኤርትራ ዝመጹ ሓተትቲ ዑቕባ፥ ጉንዖ እንዳ ሃበት ናብ ኡጋንዳ ትመልሶም ከም ዘላ ፥ ካብ ንኡጋንዳ ዝተመለሱ ሓተትቲ ዑቕባ ዝተረኽበ ሓበረታ የመልክት። ስሞም ክጥቀስ ዘይደለዩ ኤርት...
ዝያዳ ንምንባብ

“ክሳብ ሕጂ ናይ ክልተ ሰባት ሬሳ ኣውጺእና ኣለና” – ኣፈኛ ናይ ሓለዋ ባሕሪ ጥልያን

ሓለዋ ባሕሪ ጥልያን ፥ ካብ ዝሓለፈ ሰሉስ ጀሚሩ፥ ኣብ ናይ ምጥላቕ ኣፋፈት ዝነበሩ ኣስታት 2000 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ከም ዝውጽኤ ሎሚ ሮቡዕ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ። ኣፈኛ ናይ...
ዝያዳ ንምንባብ

“ስደተኛታትን ሳገምቲን ብ ፖሊስን ሚሊሻን ሊብያ ይጋፍዑ ኣለዉ” –ዓለምለኻዊ ማሕበር ፍልሰት

ብዙሓት ስደተኛታት ብሰንኪ ግፍዒ ናይ ኣካላት ጸጥታን ሚሊሻን ሊብያ ኣማሪሮም ንዓዶም ይምለሱ ከም ዘለዉ ዓለምለኻዊ ማሕበር ፍልሰት ኣፍሊጡ። እዚ ማሕበር፥ ካብ ሰነጋል፥ ጋምብያ ቡርኪና ፋሶን ካሎኦት ሃገራት...
ዝያዳ ንምንባብ