ጥልያን፥ ስደተኛታት ናብ ዝሓሰመ ሂወት

ስእሊ: መሓመድ ጋዕናም/ዶክተራት ብዘይ ዶብ/ ዜጋታት ኤርትራ፡ሱዳንን ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ዝኾኑ ልዕሊ 700 ስደተኛታት ኣብ ዶብ ፈረንሳ ኣብ እትርከብ ኢጥልያዊት ከተማ ቬንቲሚላ ሕሱም መነባብሮ የሕልፉ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ 2017 ዛጊት ሂወት ልዕሊ 2,600 ስደተኛታት ኣብ ማያት ማእከላይ ባሕሪ ይጠፍእ

ስእሊ፡ ማውሮ ሰሚናራ/ኣልያንስ ፍራንስ ፕረስ/ ቁጽሪ ናይቶም ኣብ’ዚ ዓመት ብመንገዲ ማዕከላይ ባሕሪ ናብ ኤውሮጳ እንዳምርሑ ሂወቶም ዝሰኣኑ ስደተኛታት ዛጊት 2,654 ከምዝበጽሐ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሊብያዊ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ኣብ ምውሓስ ጸጥታዊ ርግኣት ሃገሩን ምግታእ ዘይሕጋዊ ስደትን ሓይሊ ንጠቐም ይብል

ስእሊ፡ ሞሓመድ ኤልሼኺ /ኣሶሼትድ ፕረስ ኣብ ሊብያ ሰሪቱ ዘሎ ጸጥታዊ ውድቀት ብሰላማዊ ፖለቲካዊ መስርሕ ክፍታሕ ዝሓሸ’ኳ እንተኾነ ፡ እቲ ሽግር መዓልቦ ኽረክብ ሓይሊ ምጥቃም ተመራጺ ምዃኑ ወተሃደራዊ ኣዛ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ልዕሊ ሽሕ ስደተኛታት ዓጊቱ

ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ፡ ካብ ርእሰኸተማ ትሪፖሊ ንምዕራብ ኣብ ዘካየደ ጽዕጹዕ ስራሕ፡ መራኽቡ ኣብ ሓደ መዓልቲ 1,074 ስደተኛታት ከምዝዓገታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ኣፈኛ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ዝዀነ ኣዩብ ቓስም፡ ካ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሬሳታት 16 ስደተኛታት ኣብ ዶብ ሊብያን ግብጽን ተረኺቡ

ኣብ ፈለማ እዚ ወርሒ ኣባላት ጸጥታ ሊብያ ኣብቲ ጥቓ ምስ ግብጺ ዘዳውብ ከባቢታት ኣብ ዝርከብ ምድረበዳ ሬሳታት 16 ስደተኛታት ረኺቦም። እቲ ሬሳታት 310 ኪሎሚተር ካብታ ኣብ ገማግም ባሕሪ እተደኰነት ሊብ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ህጻናት ንዓመጽ ዝበዝሐ ይቃልዑ

ብመሰረት ሓድሽ ጸብጻብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ልዕሊ ሰለስተ ርብዒ ካብ ትሕተሳሃራ ኣፍሪቃ ብማእከላይ ባሕሪ ኣቢሎም ናብ ኤውሮጳ ኽስደዱ ዝፍትኑ ቈልዑን መንእሰያትን ኣብ መገዶም ዝተፈላለየ ምዝመዛ ይወርዶም...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብያተ ፍርዲ ሱዳን ኤርትራውያን ይጥርዛ

ኣብያተ ፍርዲ ሱዳን ኣብ ነሓሰ ‘ናብ ግዝኣት ሱዳን ዝኣተዉ ዘይሕጋውያን ሰለዅቲ’ ንዝበልኦም ዓሰርተታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ጠሪዘን፡ ካልኦት ድማ ንማእሰርቲ ፈሪደን። ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ካርቱምን ከሰላን...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓካይም ብዘይዶብ ኣብ መዳጐኒ ማእከላት ሊብያ ዘሎ ኹነታት ዘስካሕክሕ ምዃኑ ይገልጽ

ኣህጉራዊ ማሕበር ሓካይም ብዘይዶብ (ኤም ኤስ ኤፍ) ኣብ መዳጐኒታት ኣብ ሊብያ ዘለዉ ስደተኛታት ብሰንኪ ኣዝዩ ብርቱዕ፡ ጥዕና ዘይብሉን ዓመጽ ዝበዝሖን ኰንታት ከምዝሳቐዩ ገሊጹ። ኤም ኤስ ኤፍ፡ ኣብ ቀረባ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያ ኣብ ሊብያ ዝርከብ መዳጐኒታት ንምምሕያሽ ሓገዝ ትቕርብ

ኢጣልያ፡ ዘይመንግስታውያን ሰብኣውያን ማሕበራት ነቲ ኣብ ሊብያ ዝርከብ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ስደተኛታት ንምምሕያሽ ዘውዕልኦ ሽድሽተ ሚልዮን ዩሮ ትህብ ኣላ። እቲ ነተን ኣብ ሊብያ ኣብ ዝርከብ መዳጐኒ ማእ...
ዝያዳ ንምንባብ