ሕብረት ኤውሮጳ ነቶም ንኢጣልያ ነቶም ካብ ሊብያ ማእከላይ ባሕሪ ሰጊሮም ብብዝሒ ኣብ ገማግም ባሕራ ዝበጽሑ ስደተኛታት ከተጻሪ ዝሕግዛ 35 ሚልዮን ዩሮ ተመባጺዑላ። ብተወሳኺ ንስርዓት ምድላው ዑቕባ እታ ሃገ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሚንስተራት ውሽጣዊ ጉዳያት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤስቶንያ ተራኺቦም ካብ ትሕተ-ሳሃራ ኣፍሪቃ ተበጊሶም ብሊብያ ኣቢሎም ናብ ኤውሮጳ ናይ ዘምርሑ ስደተኛታት ዋሕዚ ዝዕገተሉ መገዲ ንምርካብ ተዘራሪቦም። እቶም ሚ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣርብዓ ዝበጽሑ፡ ሾብዓተ ህጻናት ዝርከብዎም ስደተኛታት ብጐማ ዝተሰርሐት ጃልባኦም ምስጠሓለት ኣብ ጥቓ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ጥሒሎም ከምዝዀኑ ይግመት ኣሎ። ሬሳ ሓንቲ ጓለንስተይቲ ድሮ ተረኺቡ ኣሎ። “እታ ጃ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስደተኛታት ብሕሱም ኣገባብ ዘሳቒ ዝነበረ ሶማላዊ ኣሰጋጋሪ ኣብ ደቡብ ኢጣልያ ኣብ እትርከብ ደሴት ላምፔዱሳ ተታሒዙ። ኣብታ ደሴት ዝርከቡ ፖሊስ እቲ ወዲ 23 ዓመት ተኸሳሲ መሓመድ ኣሕመድ ጣህር ስደተኛታት ...
ዝያዳ ንምንባብ
ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ እንተወሓዱ 51 ዝበጽሑ ስደተኛታት ኣብ ሰሜን ኒጀር ኣብ ዝርከብ ምድረበዳ ራሕሪሖሞም ምስተሰወሩ፡ እቶም ስደተኛታት ከምዝጠፍኡ ይሕሰብ ኣሎ። ፋቱሚ ቡዶ ዝተባህለ ኣመሓዳሪ ናይቲ ኣብ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሬሳታት 24 ማእከላይ ባሕሪ ኽሰግሩ ክፍትኑ ኽብሉ ዝሞቱ ስደተኛታት ጥቓ ርእሰኸተማ ሊብያ፡ ትሪፖሊ ኣብ ዝርከብ ገማግም ባሕሪ ብማዕበል ተጸፊዑ ተረኺቡ። ማሕበር ቀያሕ ወርሒ ሊብያ እዮም ነቲ ኣሰምባዲ ጉዳይ...
ዝያዳ ንምንባብ
እንተወሓዱ 126 ዝበጽሑ ስደተኛታት ድሕሪ ቝሩብ ሰዓታት ካብቲ ጃልባኦም ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገስትሉ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሞይቶም ክዀኑ ኸምዝኽእሉ ተገሊጹ። እቶም ክልተ ሱዳናውያንን ክልተ ናይጀርያ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ኮም ዝተመርኰሰ ብዛዕባ ሓደጋታት ዘይሕጋዊ ስደት ንቕሓት ንምፍጣር ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ዘመተ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት ጥራይ ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ በጺሑ። እቲ ናይ ማሕበራዊ ዘተ መደብ ኣብ 2014 ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሕብረት ኤውሮጳ ብዘይሕጋዊ ስደት ናብ ኤውሮጳ ዝኣተዉ ዜጋታተን ክወስዳ ፍቓደኛታት ንዘይኰና ኣፍሪቃውያንን ካልኦትን ሃገራት ናብ ኤውሮጳ ዘእቱ ቪዛታት ኣብ ዝሓታሉ ቀይድታት ከተኣታቱ ተሰማሚዑ። ሕብረት ኤውሮ...
ዝያዳ ንምንባብ