ጀርመን፥ መስርሕ ዑቕባ ነዊሕ ግዜ ይወስድ

ስእሊ፡ ሮይተርስ። ሓተቲ ዑቕባ ስደተኛታት ኣብ መመዝገቢ ማእከላት ጀርመን ነዊሕ ግዜ ይጽበዩ። ብዝሒ ዓቕሚ ሰብ ፈደራላዊ ቤት-ጽሕፈት ንስደተኛታትን ዑቕበኛታትን ኣብ ጀርመን (BAMF) ብ 20 ምእታዊት ብም...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ዝዓግተን ጃላቡ ስደተኛታት ይበዝሓ

ስእሊ፡ ሮይተርስ/ ኣሕመድ ጃድኣላህ ብሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ዝተታሕዙ ስደተኛታት ናብ መዓስከር ሓይሊ ባሕሪ ይውሰዱ። ኣብ ዝሓለፈ ኽልተ ሳምንቲ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ እንተወሓዱ 450 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕ...
ዝያዳ ንምንባብ

ድሕነትን ጠለባትን ህጻናት ስደተኛታት ንምውሓስ ዝዕላማኡ ማእከል ኣብ ከተማ ኣዲስ-ኣበባ ተሃኒጹ

ስእሊ፥ ሬድዮ ቫቲካን 2017 ጀስዩት ረፉጂ ሰርቪስ (JRS) ዝተባህለ ካቶሊካዊ ትካል ንስደተኛታት ፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ-ኣበባ ብዓይነቱ ናይ ፈለማ ምዃኑ ዝተነግረሉ ድሕነትን መሰረታውያን ጠለባትን ህጻናት ስ...
ዝያዳ ንምንባብ

ዝብእስ ዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት ሊብያ ንስደተኛታት የግዕዝ

ጸጥታዊ ውድቀት ንዓመታት ሰሪቱላ ኣብ ዘሎ ሊብያ ተዓጊቶም ኣብ ዝተኣፈፈ ኩነታት ወዲቖም ዝጸንሑ 25 ስደተኛታት፡ ኣብ ካልኣይቲ ሰሙን ናይ ወርሒ ሕዳር ናብ ኒጀር ክግዕዙ ከምእተገብረ ላዕለዋይ ወኪል ንጉዳይ...
ዝያዳ ንምንባብ

ግሪኽ ንውዕል ኤውሮጳዊ ሕብረት ምስ ቱርኪ ዘለዋ ደገፍ ደጊማ ተረጋግጽ

ስእሊ፥ ኤካቲመሪኒ.ኮም። ሚኒስተር ፖሊሲ ስደት ግሪኽ ያኒስ ሙዛለስ። ሚኒስተር ፖሊሲ ስደት ግሪኽ ያኒስ ሙዛላስ ፡ መንግስቱ ነቲ ኣብ ሞንጎ ኤውሮጳዊ ሕብረትን ቱርኪን ተኸቲሙ ዝስረሓሉ ዘሎ ብመንገዲ ባሕሪ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ማሕበር ህጻናት ኣድሕን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘካይዶ ወፍርታት ምድሓን ህይወት ኣቋሪጹ

ስእሊ፥ ህጻናት ኣድሕን። ቮን ሄስትያ ኣህጉራዊ ማሕበር ግብረሰናይ ህጻናት ኣድሕን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘካይዶ ወፍርታት ምድሓን ህይወት ስደተኛታት ከቋርጾ ምዃኑ ብ23 ጥቅምቲ ኣፍሊጡ። “እዚ ውሳኔ ንምቕናስ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ገማግም ቱኒዝያ ናይ ኣስገርቲ ጃልባ ምስ መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ብምግጫዋ ዓሰርተታት ስደተኛታት ሞይቶም

ስእሊ፥ ኤይ ኤፍ ፒ ሓይሊ ባሕሪ ቱኒዝያ፡ ጃልባኦም ምስ ሓንቲ መርከብ ሓይሊ ቱኒዝያ ካብ እትጋጮ ንልዕሊ ሰሙን ጠፊኦም ናይ ዝቐነዩ ስደተኛታት 26 ሬሳታት ብምርካቡ፡ ጠቕላላ ቝጽሪ ዝሞቱ 34 በጺሑ ኽብል ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኤትዮጵያ፥ ስደተኛታት ንምሕጋዝ 3 ሚልዮን ዶላር ኣመሪካ ዝምወሎ ሓድሽ መደብ

ልምዓታዊ ማዕከን ቐጠር (QFFD) ንመሰረታዊ ጠለባት’ቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታትን ኣብ ከባቢኦም ዝነብሩ ማሕበረሰባትን ንምምላእ ዝዓለመ ሰብኣዊ መደብ ከውፍር ምዃኑ ሓቢሩ። እቲ መደብ ምስ ሓደ ኢ...
ዝያዳ ንምንባብ

ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኢትዮጵያ ይውስኽ

ስእሊ፥ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት/IOM ኣብ’ዚ ዓመት እዚ ዛጊት ልዕሊ 20,000 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተው፡ ምምሕዳር ስደተኛታትን ጉዳይ ተመላሶን እታ ሃገር ማለት ARRA ኣብ ዝዘ...
ዝያዳ ንምንባብ