በልጁም ሱዳናውያን ስደተናታት ክትጥርዝ እያ

ሚኒስተር መንግስቲ በልጁም ንጉዳያት ሓተትቲ ዑቕባን ኢሚግረሽንን፡ ኣብ ማክሲሚልያን ፓርክ ኣብ ብራስለስ ዝርከቡ ዘይሕጋውያን ሱዳናውያን ስደተኛታት ክሰጎም ብሚኒስትሪኡ ዝተታሕዘ መደብ ከምዘሎ ገሊጹ። ብመሰረ...
ዝያዳ ንምንባብ

ራብዓይቲ ጉጅለ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝግበር ስርሒት ህይወት ምድሓን ተቋርጽ

ራብዓይቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ናይ ምድላይን ምድሓንን ህይወት ስርሒታት እተካይድ ማሕበር ገብረሰናይ ብሰንኪ እቲ “እናኸፍአ ዝኸይድ ዘሎ ዘይርግኣት” ወፍርታታ ኸተቋርጽ ምዃና ኣፍሊጣ። እታ ኣብ 2014 ዝተመ...
ዝያዳ ንምንባብ

ዩ ኤን ኤች ሲ ኣር፦ ኤውሮጳ ዝበጽሑ እናቐነሱ ብዝሒ ዝሞቱን ዓመጽ ዝወርዶምን ይውስኽ

ብላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝወጸ ሓድሽ ጸብጻብ ቁጽሪ ኤውሮጳ ዝበጽሑ ስድተኛታት እኳ እንተቐነሰ፡ ቁጽሪ ናይቶም ኣብቲ ጉዕዞ ህይወቶም ዝስእኑ ግና ይውስኽ ከምዘሎ ኣመልኪቱ። ብቐንዱ...
ዝያዳ ንምንባብ

ፖሊስ ስጳኛ ጉጅለ ኣሰጋገርቲ ሰባት ሒዞም

ፖሊስ ስጳኛ ፈጣናት ተንሳፈፍቲ ተጠቒሞም ካብ ሞሮኮ ብመጻብቦ ጀበል ጣሪቕ ዘሕልፉ ዝነበሩ ኣስገርቲ ሒዞም። እቶም ኣስገርቲ ካብ ገማግም ሞሮኮ ኣብ ገማግም ባሕሪ ደቡባዊ ስጳኛ ናብ ኣውራጃታት ማላጋን ካዲዝን...
ዝያዳ ንምንባብ

መራሕቲ ሕብረት ኤውሮጳን ኣፍሪቃን ስደት ንምቅላስ ሓድሽ ውጥን የውጽኡ

ዋዕላ ስደት ዝተሳተፉ መራሕቲ ኣርባዕተ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ኣብ ኒጀርን ጫድን ኣብ ዝድኰን መጽለሊታት ኰይኖም ኣብ ኤውሮጳ ዑቕባ ኽወሃቦም ዝሓቱ ስደተኛታት ክቕበሉ ምዃኖም ገሊጾም። ነቲ ኣኼባ ዘአንገደ ፕረሲደ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሊብያዊ ጉጅለ ዕጡቓት ስደተኛታት ናብ ኤውሮጳ ኸይብገሱ ይዓግት ኣሎ

ብሓደ “ኣቐዲሙ መራሒ ማፍያ ዝነበረ” ዝምራሕ ዘይወግዓዊ ጉጅለ ዕጡቓት ካብ ሊብያዊት ከተማ ሳብራታ ናብ ኤውሮፓ ዝብገሱ ስደተኛታት ይዓግት ኣሎ። ኣብታ ካብ ትሪፖሊ ንምዕራብ 70 ኪሎሜተር ርሒቓ እትርከብ ሳ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሕሉፋት ዓቃባውያን ምድሓን ስደተኛታት ክዓግቱ ይፍትኑ

ከንቲባ ኢጣልያዊት ደሴት ሲቺልያ፥ ዝሓለፈ ወርሒ ብሕልፋት ዓቃባውያን ዝተመዝገበት መርከብ ኣብ ወደብ ከይተዕርፍ ክኽልክላ ፈቲኑ። እታ መርከብ “ወለዶ መንነት” ዝብሃሉ ኣንጻር ምስልምናን ኣንጻር ምቕባል ስደ...
ዝያዳ ንምንባብ

ማሕበራት ምድሓን ህይወት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝነበረን ስራሕ የቋርጻ

ሰለስተ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝነጥፋ ዝነበራ ማሕበራት ግብረሰናይ ብኣሰራርሓ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ስለዝሰግኣ ስራሕ ከምዘቋረጻ ገሊጸን። ሓካይም ብዘይዶብ (ኤም ኤስ ኤፍ)፡ ህጻናት ኣድሕን (Save the Chi...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣስጋሪ ደይመደይ ኢሉ 50 ዝበጽሑ ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ኣጥሒሉ

ሓደ ብጃልባ ስደተኛታት ዘጓዕዝ ዝነበረ ኣሰጋጋሪ ደይመደይ ኢሉ እንተወሓዱ 50 ካብ ኢትዮጵያን ሶማልያን ዝተበገሱ ስደተኛታት ኣብ ገማግም የመን ናብ ባሕሪ ኣጥሒልዎም። ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (ኣይ ኦ ኤ...
ዝያዳ ንምንባብ