ቁጽሪ ናብ ስጳኛ ኽበጽሑ ህይወቶም ኣብ ሓደጋ ዘእትዉ ስደተኛታት ይውስኽ

ብ 9 ነሓሰ ኣብ ገማግም ባሕሪ ደቡባዊ ስጳኛ ዝዘናግዑ ዝነበሩ በጻሕቲ ዝወሰድዎ ተንቃሳቓሲ ስእልታት ስደተኛታት ብጐማ ብእተሰርሐት ተነፋሒት ጃልባ ኽኣትዉ ኸለዉ ኣርእዩ። ኣብ ኣውራጃ ካዲዝ ናይ ደቡብ ስጳኛ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያ ናብ ሊብያ ልኡኽ ሓይሊ ባሕሪ ናብ ሊብያ ሰዲዳ

ኢጣልያ ንሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዋሕዚ ስደተኛታት ክዓግት ዝሕግዞ ልኡኽ ሓይሊ ባሕሪ ሰዲዳ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ፓውሎ ጀንቲሎኒ እቲ ስርሒት በቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝድገፍ መንግስ...
ዝያዳ ንምንባብ

ስደተኛታት ኣብ ዝተጨቓጨቐት ጃልባ ኣብ ገማግም ሊብያ ሞይቶም

ህይወት ዘድሕኑ ገበርቲ ሰናይ ሬሳታት ክልተ ነብሰጾራት ዝርከብኦም 13 ስደተኛታት ኣብ ሓንቲ ጃልባ ጐማ ኣብ ጥቓ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ከንሳፍፉ ኸዝጸንሕዎም ሓቢሮም። “ዓሰርተውሰለስተ ሬሳታት ብጠቕላላ። ኣስ...
ዝያዳ ንምንባብ

ልዕሊ 34,000 ስደተኛታት ህጻናት ኣብ ቤትትምህርትታት ኢትዮጵያ ኽመሃሩ እዮም

ምሕደራ ጉዳያት ስደተኛታትን ተመለስትን ኢትዮጵያ ኣብዚ ዝስዕብ ናይ ትምህርቲ ዓመት 34,000 ስደተኛታት ህጻናት ኣብ ቤትትምህርትታት መባእታ እታ ሃገር ከእቱ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ካብቲ በዓልመዚ ስደተኛታት ዝወ...
ዝያዳ ንምንባብ

ካብ ሚያዝያ ንደሓር ሽሕ ዝበጽሑ ስደተኛታት ኣብ ምድረበዳ ኒጀር ድሒኖም

ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (ኣይ ኦ ኤም) ብ9 ነሓሰ፡ ብናይ ምድላይን ምድሓንን ወፈራታቱ ካብ ሚይዝያ ንደሓር 1000 ዝበጽሑ ስደተኛታት ከምዘድሓነ ገሊጹ። ኣሰጋገርቲ ተደጋጋሚ እዋን እዮም ነቶም ዘስግርዎም...
ዝያዳ ንምንባብ

ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ንምሕጋዝ $241 ሚልዮን ይሓትት

ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ድሕነት ካብ ኣፍሪቃ ናብ ኤውሮጳ ዘብሉ ስደተኛታት ንምውሓስን ትርጉም ዘለዋ ኣማራጺታት ንምቕራብን 421 ሚልዮን ሚልዮን ዶላር ኣመሪካ ክውፈየሉ ሓቲቱ...
ዝያዳ ንምንባብ

ናይጀርያውያን ደቀንስትዮ ኣብ ኢጣልያ ኣብ ፋይቶትነት ክዋፈራ ይግደዳ

ኣሽሓት ስደተኛታት ናይጀርያውያን ኣንስትን ኣዋልድን ኣብ ኢጣልያ ናብ ፋይቶትነት ክኣትዋ ኣብ ዝግድድ ሓደጋ ኸምዝርከባ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ብኣይ ኦ ኤም ዝቐረበ ጸብጻብ ቁጽሪ ና...
ዝያዳ ንምንባብ

ሕብረት ኤውሮጳ እገዳ ናብ ሊብያ ዝሽየጣ ጃላቡ ኣጽዲቑ

ኣሰጋገርቲ ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ስደተኛታት ከሰጋግሩ ዝያዳ ኣጸጋሚ ንምግባሩ ብምዕላም፡ ሕብረት ኤውሮጳ ንኣባላት ሃገራት ዝንፍሓ ፕላስቲክ ጃላቡን ተለቃቢ ናይ ደገ ሞተርን ናብ ሊብያ ኸይሽየጥ ክዓግታ ኣፍ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓድሽ ጸብጻብ ንስደተኛታት ኣብ ሊብያ ዘጋጥሞም ጸገማት ይዝርዝር

ብላዕለዋይ ኮሚሽነር ንሰደተኛታት ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣወጸ ጸብጻብ ብሊብያ ዝሓልፉ ስደተኛታት ዝያዳ ንሓደጋ ዝተቓልዑ ይዀኑ ኸምዘለዉ ገሊጹ። ኣብ መገዲ ዘሎ እናኸፍአ ዝኸይድ ዘሎ ናይ ድሕነት ኩነታት...
ዝያዳ ንምንባብ