ፈረንሳ ንሓተቲ ዑቕባ ናይ ይግባይ መጋባእያ ከምዘይትኸውን ሓድሽ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ክሪስቶፊ ካስታነር ገሊጹ። እቲ ሓድሽ ሚኒስተር ምስ ሰሙናዊት ጋዜጣ le Journal du Dimanche...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣቐዲሙ ኣብ ልዕሊ ብሕማም ዝተለኽፉ እንስሳታት ስነ–ፍልጠታዊ ምርመራታት ዝካየደላ ዝነበረት ዴንማርካዊት ደሴት ‘ሊንድሆልም’ ኣብ ዝመጽእ ቀረባ እዋን ኣብ’ታ ሃገር ክነብሩ ተቐባልነት ዘይረኸቡ ገለ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብዘይ ዝኾነ ኣሰናዪ ናብ ኣየርላንድ ዝኣትው ትሕቲ ዕድመ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ክሳዕ 18 ዓመት ዝበጽሑ ሕቶ ዑቕባኦም ምላሽ ስለዘይወሃቦ ኣብ ጸገም ወዲቖም ከምዘለው ንማሕበረ–ቊጠባዊ ኩነታት ዝከ...
ዝያዳ ንምንባብ
ቀዳማይ ሚኒስተር ሪፓብሊክ ቸኽ ኣንድረ ባቢሽ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንምዕጋት ኤውሮጳዊ ኣጠቓላሊ መደብ ስራሕተግባራዊ ክኽውን ጸዊዑ። ዘይሕጋዊ ዋሕዚ ስደት ኣብ ምግታእ ተግባራዊ ፍታሕ ክሳዕ ዘይተኻወነ ሃገ...
ዝያዳ ንምንባብ
ፕረሲደንት ሕብረት ኤውሮጳ ኣንቶንዮ ታጃኒ፡ መስመር ማእከላይ ባሕሪ ንምዕጻው 6 ቢልዮን ኤውሮ ዘውጽእ ኤውሮጳዊ-ሊብያዊ ውጥን ምዕባለ ንእማመ ኣቕሪቡ። ቨልት ኣብ ዝተባህለት ጀርመናዊት ጋዜጣ ኣብ ዝጸሓፎ ር...
ዝያዳ ንምንባብ
ወኪል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ዝዀነ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት፡ ኣብ ናይ 20 ኣዋርሕ ግዜ ብ ሕብረት ኤውሮጳን ግሪኽን ብዝተመወለ መደብ ልዕሊ 10 ሽሕ ስደተኛታት ብመደብ ወለንታዊ ምምላስን ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፦ ኣይ ኦ ኤም ሊብያ/ ትዊተር፡ 8 ግንቦት 2018. ኣብ ውሽጢ ኽልተ መዓልቲ ናብ 900 ዝቐርቡ ስደተኛታት ናብ ሊብያ ይምለሱ። ብመሰረት ሓበሬታ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ፡ መራኽብ ሊብያ ብ6ን 7ን ግንቦት ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስቲ ፈረንሳ ነቶም ኣብ ኣኽራን ኣልፕ ምስ ኢጣልያ ዘዳውባ ዞባ ዝርከቡ ናይ ድሕነት ሓይልታት ነቲ ኣብ መንጎ ምስ ስደተኛታት ዝደናገጹ ተንቀሳቐስትን ፖሊስን ዘጋጠመ ግጭት ንምህዳእ ተደራቢ ሓይሊ ሰዲዱ።...
ዝያዳ ንምንባብ
ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጉጅለ ዕማም ዝተፈላለየ ዓይነታት ስደት ኣብታ 115 ኪሎሜተር ንምዕራብ ካብ ትሪፖሊ እትርከብ ወደባዊት ከተማ ዝዋራ ተዳጒኖም ዝርከቡ ስደተኛታት ዘለውዎ ኹነታት እናኸፍአ ይኸይድ ከ...
ዝያዳ ንምንባብ