ካብ ሊብያ ዝተመልሱ ኣይቮራውያን ስደተኛታት ኣብ መዐርፎ ነፈርቲ ኣቢጃን ስእሊ፦ ኤ ኢፍ ፒ ዜና መሸጣ ባራዩ ኣብ ሊብያ ኣብ ዝጋውሓሉ ዘሎ እዋን፡ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ ዜጋታትተን ካብታ ሃገር ይመልሳ ኣለ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፥ ሲ.ኤን.ኤን። ንባርነት ካብ ዝተሸጡ ስደተኛታት ሓደ ኣብ ሊብያ ስደተኛታት ንባርነት ጥራይ ዘይኮነ ውሽጣዊ ናውቲ ኣካላቶም ተበትቢቱ ንኽሽየጥ’ውን ንዕዳጋ ይወርዱ ምህላዎም ሓደ ጋናዊ ጠበቓ ‘ጋና-ዌብ...
ዝያዳ ንምንባብ
ንኣሽቱ ኤርትራውያን ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከብ መዕቈቢ ስደተኛታት ማይ-ዓይኒ ስኢሊ፦ ሮይተርስ ኢትዮጵያ ኣብዚ ቐረባ ግዜ መቓን ሓፈሻዊ ኣተሓሕዛ ስደተኛታት ኣበጊሳ ንማሕበረቑጠባዊ ህይወት ከተመሓይሽ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፥ ላቲናሊስታ ። ኣሰጋገርቲ ንማሕበራዊ መራኸቢታት – ስደት ንዝምድቡ ሰባት ንምትላል ይጥቀሙሎም። ኣሰጋገርቲ ደቅ-ሰብ ንማሕበራዊ መራኸቢታት ብፍላይ ድማ ፈይስ-ቡክ ስደተኛታት ኣብ ኤውሮጳ ሰፊ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፥ ዩን ኤን ኤች ሲ ኣር/ ጀይሰን ፉንተን ኣሽሓት ስደተኛታት ኣብ “ኣስካሕካሒ”ን “ዘይሰብኣዊ”ን ኩነታት ይዳጐኑ ኸምዘለዉ፡ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብ14 ሕዳር ገሊጹ።...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፦ ሓካይም ብዘይዶብ ሓካይም ዓለምን ሓካይም ብዘይዶብን ዝተባህላ ኽልተ ማሕበራት ግብረሰናይ ልዕሊ 1,000 ስደተኛታት ኣብ ጐደናታት ፓሪስ ፋሕ ኢሎም፡ ብፍላይ ኣብ ሰሜን ምብራቕ እታ ኸተማ ኣብ ከባቢ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ዝደሓኑ ስደተኛታት ኣብ መዓስከር ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ይበጽሑ፡ ኣብ ትሪፖሊ 6 ሕዳር፡ 2017 ስእሊ፡ ሮይተርስ/ ኣሕመድ ጃድኣላህ ብ13 ሕዳር፡ ካብ 13 ሃገራት ኣፍሪቃን ኤውሮጳን ዝተዋ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፦ ANSA ህይወት ዘድሕኑ፡ ኣብ ወደብ ሳሌርኖ፡ ኢጣልያ፡ ካብ ስጳኛዊት መርከብ ካንታብሪያ ሬሳ የልዕሉ ማእከላይ ባሕሪ ኽሰግራ ኽፍትና ኸለዋ ናይ ዝሞታ 26 ናይጄርያውያን ኣንስትን ኣዋልድን ሬሳታት ብ...
ዝያዳ ንምንባብ
ማእከላይ ባሕሪ ኽሰግሩ ዝተታሕዙ ስደተኛታት – ስእሊ፦ ጌቲ ኢሜጅስ ሓንቲ ጀርመናዊት ጋዜጣ፡ ንሓደገኛነት እቲ ቐታሊ ጉዕዞ ንምጕላሕ ዝርዝር ኣስማት 33,293 ኤውሮጳ ኽበጽሑ ኽፍትኑ ኽብሉ ዝሞቱ ...
ዝያዳ ንምንባብ