ስደተኛታት ኣብ ሓደ ካብ ሞዳጎኒ ማእከላት ሊብያ። ስእሊ፥ /መርበብ ሰብኣዊ ንጥፈታት 2016/ ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ምስ ኣሰጋገርቲ ምስጢራዊ ዝምድና እንዳመስረተ ኣብ ቀጻልነት ዘይሕጋዊ ንግድን ምስግጋርን ደቅ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፥ ዩኤንኤችሲኣር/ዲያና ዲያዝ። ውሉድ ደቡብ ሱዳናዊት ስደተኛ ኣርያት ኦቾካ ኦዱላ ካብቶም ቀዳሞት ኣብ ኢትዮጵያ ምስክርነት ልደት ዝረኸቡ ስደተኛታት ንዕለተ ልደት፣ መርዓ፡ ፍትሕ፡ ሞትን ካልእን ዝኣመሰ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፥ ኦድ ኣንደርሰን /ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ/ ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ መርከል ዓመታዊ ናብ ሃገራ ዝኣትው ሓተቲ ዑቕባ ስደተኛታት ናብ 200,000 ከተጒድሎ ከምዝተሰማምዐት ተገሊጹ። እታ መራሒት ናብ’ቲ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፥ ሰባስትያን ኩርዝ /ቢቢሲ 2017 ብ ሰባስትያን ኩርዝ ዝምራሕ ዓቃባዊ ሰልፊ ኣውስትርያ (ÖVP) ኣብ መፋርቕ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ዝተኻየደ ሓፈሻዊ ምርጫ፡ ኣብ ስልጣን ንዝጸሐ ጸጋማዊ ሰልፊ ማሕበ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፥ ሜሊሳ ቱይ /ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት/ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ማለት IOM ምስ ዞባዊ ውድብ ኢጋድ ብምትሕብባር ኣብ ምሕደራ ስደትን ድሕነት ስደተኛታትን ኣብ ምብራቓዊ ኣፍሪቃ ዘተኮረ ናይ ክል...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፥ ሮይተርስ – ቃፍላይ መካይን ኣብ መንጎ ሱዳንን ሊብያን ኣብ ዝርከብ ክፋል ምድረበዳ ሳሃራ ስደተኛታት የግዕዛ ሓደ ሶማላዊ ኣስጋሪ ስደተኛታት ዓሰርተታት ስደተኛታት ብምዕማጽ፡ ብምስቓይን ብም...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፡ ሮይተርስ/ ሃኒ ኣማራ – ብ9 ጥቅምቲ 2017፡ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኣብ እትርከብ ከተማ ሳብራታ፡ ሊብያ ኣብ መዳጐኒ ስደተኛታት መግቢ ክቕበሉ ይጽበዩ ሰልሰተ ሰሙን ዝወሰደ ነታ ካብ ትሪፖሊ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፥ ኣሶሺትድ ፕረስ። ገለ ካብቶም ኣብ ሓደጋ ዝኣተው ስደተኛታት መርከብ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ መሊኣ ከምዘላ ምስ ኣስተብሃሉ ናብታ ብጀርመናዊ ግብረሰናይ እትውነን ናይ ድሕነት መርከብ እንዳምርሑ። ኣብ ቀዳመ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፥ ጆ ፔኒ/ ሮይተርስ- ስደተኛታት ካብ ኒጀር ናብ ሊብያ እናተጓዕዙ ብመሰረት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ሳሃራ ዝሞቱ ምዕራብ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ካብ ቁጽሪ እቶም ገማግም ኤውሮጳ ኽረግ...
ዝያዳ ንምንባብ