ሕግታት ምጥናፍ ስድራቤት ኣብ ሓያሎ ሃገራት ይተሩ ብምህላዎም፡ ስድራቤታት ምስቶም ኣብ ኤውሮጳ ዝርከቡ መቕርብ ስደተኛታት ኽጽንበራ ይጽገማ ምህላወን ተገሊጹ። ንልዕሊ 8 ዓመታት ደቃ ኽትጥርንፍ ብዙሕ ጸገም ...
ዝያዳ ንምንባብ
ጥልያን ናብ ማያዊ ግዝኣታን ወደባታን ብዘይፍቓድ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዋ ዋንነት ናይ ግብረሰናይ ማሕበራት ዝኾና መራኽብ ልዑል ገንዘባዊ መቕጻዕቲ ዘጽንዕ ኣዋጅ መዲባ ብምህላዋ፡ ኣብ ማእከላይ ከባቢታት ማእከላይ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብመሰረት ሓድሽ ንስደተኛታት ዝምልከት ሕጊ ጥርኑፍ ዕማማት ዘማልኣ ማእከላት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ እናተኸፍታ ንስደተኛታት ኣገዳሲ ኣገልግሎታት ይህባ ኣለዋ። እታ ቐዳመይቲ ኣብ ቤኒሻንጉል–ጉምዝ ዝተተ...
ዝያዳ ንምንባብ
ፓርላማ ጀርመን ሓድሽ ሕጋጋት ብምሕላፍ ኣብታ ሃገር ንጉዳይ ስደተኛታት ዝሓሸ ከምዝመሓድር ክገብር ይጽዕር ኣሎ። እቲ ዝሓለፈ ሕጊ፡ ዝተነጽጉ ሓተትቲ ዑቕባ ንኽጸንሑ ኣጸጋሚ፡ ክኢላታት ሰራሕተኛታት ግና ክሳዕ...
ዝያዳ ንምንባብ
ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንመትረብ እንግሊዝ ክሰግሩ ዝሓገዙ ክልተ ፈረንሳውያን ንማእሰርቲ ተፈሪዶም። እቲ ቐዳማይ ዋና ሓደ ዝተሓረጃ ጃላቡ ዝሽየጣሉ ትካል ኰይኑ ክሳዕ 39 ተነፋሕቲ ጃላቡ ናብቶም መትረብ እን...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣማኢት ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣብ ውሽጢ መዕርፎ ርእሰኸተማ ፈረንሳ ተኣኪቦም ኣንጻር ምጥራዝ ካልኦት ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣዲሞም። እቶም ካብ ፈረንሳ ዝጥረዙ ዝነበሩ ስደተኛታት ሕቶኦም ዝተነጽገ ሓተትቲ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኩነታት ናብራ ናይቶም ኣብ ጐላጕል ጆያ ታውሮ ኣብ ደቡብ ኢጣልያ ዝርከቡ ስደተኛታት እናኽፍአ ይኸይድ ከምዘሎ ኢጣልያዊ ማሕበር ሓካይም ንሰብኣዊ መሰላት (MEDU) ዘቕረቦ ጸብጻብ የረድእ። እቲ ጸብጻብ ንሕሱ...
ዝያዳ ንምንባብ
ጸጥታዊ ኩነታት ሊብያ እንዳበኣሰ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ብሓለዋ ባሕሪ እታ ሃገር ኣብ ማያት ማእከላይ ባሕሪ ዝዕገቱ ስደተኛታት ናብ መዳጎኒ ማእከላት ሊብያ ኸምዝኣትዉ ይግበር ምህላዉ ላዕለዋይ ወኪል ውድብ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብሰንበት 19 ግንቦት ሓለዋ ባሕሪ ፈረንሳ ንሓንቲ ትሽዓተ ስደተኛታት ሒዛ መትረብ እንግሊዝ ክትሰግር ትጕዓዝ ዝነበረት ጃልባ ዓጊቱ። እቶም ኢራናውያን ምዃኖም ዝገለጹ ሸሞንተ ሰብኡትን ሓደ ቘልዓን ናብ ፈረን...
ዝያዳ ንምንባብ