ኣብ ኢትዮጵያ ንስደተኛታትን ደቂ ሃገርን ብማዕረ ዝወሃቡ ሞያዊ ስልጠናታት፡ ዕድላት ምርካብ ስራሕ የዕብዩ ምህላዎም ተገሊጹ። እቶም ብሓባር ዝወሃቡ ስልጠናታት ኣብ ስርሓት ዕንጸይቲን ሓጺንን ከምኡ’ውን ምስራ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣባላት ሓጋጊ ኣካል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ምስላጥ ዘይስሩዕ ጉዕዞ ስደት ዝነጥፉ ገበነኛታት ክሳዕ ብሞት ዝቐጽዑ ተረርቲ ፍርድታት ዘካተተ ሓድሽ ሕጊ ነዲፎም ከምዘለዉ ተገሊጹ። እቲ ተነዲፉ ዘሎ ሕጊ ዘይሕጋ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓለዋ ባሕሪ ጥልያን ኣብ ማያዊ ከባቢታት ደሴት ላምፒዱዛ ብ 6 ጥቅምቲ ካብ ዝጠሓለት ጃልባ ሬሳታት ናይ 13 ደቀንስትዮ ስደተኛታት ከምዝኣከበ ተሓቢሩ። እታ ካብ ገማግም ሊብያ ተበጊሳ ጸኒሓ ተወሰኽቲ ስደተኛ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ መዳጎኒ ማእከላት ሊብያ ዝጸንሑ 123 ስደተኛታት ብ 10 ጥቅምቲ ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኪጋሊ ናይ ርዋንዳ ኣትዮም። እቶም ስደተኛታት ካልኣይ እብረ ናይ ርዋንዳ ኣብ ሊብያ ተፈናቒሎም ካብ ዘለዉ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ብ 29 መስከረም ብመንገዲ ማእከላይ ባሕሪ ናብ ኤውሮጳ ከብሉ ንኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ባሕሪ ዝተዓግቱ 71 ስደተኛታት ብምድሓን ናብ ሊብያ መሊስዎም። ብመሰረት መግለጺ ሰብ መዚ ሓለዋ ባሕ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣቐዲሞም ኣብ ሓደ መዳጎኒ መዓስከር ስደተኛታት ሊብያ ኣብ ልዕሊ ሓያሎ ስደተኛታት ጾታውን ኣካላውን ዓመጻት ፈጺሞም ዝተባህሉ ሰለስተ ጥርጡራት ብ ፖሊስ ጥልያን ተቐዪዶም። እቶም ዝተኣስሩ ሓደ ወዲ ጊኒ እቶም...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስቲ ኖርወይ ንጉዳይ 150 ኣብ ሃገሩ ዑቕባ ዝተዋህቦም ኤርትራውያን ስደተኛታት ዳግማይ ክምርምሮ ምዃኑ ተገሊጹ። እቶም ስደተኛታት ዑቕባ ንኪረኽቡ ኢሎም ሓስዮም እንተነይሮም ዑቕባኦም ናይ ምስራዝ ተኽእሎ...
ዝያዳ ንምንባብ
ውሕስነት ኣብ ዘይብለን ጀላቡ ተሳፊሮም ብመንገዲ ማያት ቀይሕ ባሕሪ ወይ ድማ ወሽመጥ ዓደን ናብ ስዑድያን ሃገራት ወሽመጥ ዓረብን ክበጽሑ ዝጓዓዙ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ግዳያት ቀጻሊ ምዝመዛ ኣሰጋገርቲን ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣማኢት ካብ’ቶም ኣብ ሊብያ ኣብ መዳጎኒ መዓስከራት ዝሳቐዩን ብነፈርቲ ዝድብደቡን ዘለዉ ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ኽግዕዙ ኸምዝኽእሉ ይግለጽ ኣሎ። መንግስቲ ርዋንዳ ምስ ሕብረት ኣፍሪቃን ኤውሮጳዊ ሕብረትን ብ...
ዝያዳ ንምንባብ