ካብ ስደት ዝተመልሰ ኢትዮጵያዊ መንእሰይ ብሩክ ዘይስሩዕ ጉዕዞ ስደት ዘለዎ ሓደጋታት ኣካፊሉ። በሩክ ኣብቲ ብምትሕብባር ኣህጉራዊ ውድብ ስደትን ኬንያዊ ናይ ብሕቲ ዩኒቨርሲቲን ኣብ ከተማ ናይሮቢ ዝተወደበ ሳ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ስደተኛታት ኣብ ሓያሎ ኣብያተ–ትምህርቲ ኢትዮጵያ ተጸንቢሮም ይመሃሩ ምህላዎም ላዕለዋይ ወኪል ንጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (ዩ.ኤን.ኤች.ሲ.ኣር) ኣብ’ዚ ቀረባ እዋን ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ የመን ዝጸንሑ 222 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ካብ 6 ክሳብ 11 ግንቦት ካብ ሰንዓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብነፋሪት ከምዝግዓዙ ኣሁራዊ ውድብ ስደተኛታት ሓቢሩ። እቶም ስደተኛታት ኣብ ኣርባዕተ በረራታት እዮ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ገማግም ቱኒዝያ ጃልባ ብምጥሓላ እንተወሓዱ 65 ስደተኛታት ከምዝሞቱ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ። ብመሰረት እቶም ዝደሓኑ እቶም 75 ስደተኛታት ካብታ ኣብ ሰሜን ምዕራብ ሊ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ሊብያ ዝቕጽል ዘሎ ጸጥታዊ ቕልውላው ኤርትራውያን ንዝርከብዎም ኣብ’ታ ሃገር ተዳጒኖም ዘለው ኣሽሓት ስደተኛታት ብዛዕባ ህይወቶም ኽሰግኡ ጥራይ ዘይኮነ ንኤውሮጳ ናይ ብምጻሕ ሓሳቦም’ውን ኽምህምን ገይሩ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብቲ ከም ዝሕልዎ ዝገልጾ ዞባ ባሕሪ ኽነጥፍ ከምዘይጸንሐ ጀርመናዊ ማሕበር ምድሓን ህይወት ኣብ ባሕሪ ሲ–ኣይ ገሊጹ። ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ክንዲ እቲ ግቡ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ መዳጐኒ ማእከላት ሊብያ ተዳጒኖም ዝርከቡ ስደተኛታት፡ ኲናት ኣብ ትሪፖሊን ዙርያኣን ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ ብኽብሪ ዋጋታት መግቢ ይሽገሩ ኸምዘለዉ ኣልጀዚራ ሓቢራ። ኣብ ኣቡሰሊም ተዳጒኖም ዝርከቡ ስደተኛታት...
ዝያዳ ንምንባብ
ቊጽሪ ናይቶም ካብ ሞሮኮ ተበጊሶም ናብ ስጳኛ ዝኣትው ስደተኛታት ብሰንኪ’ቲ እተን ሃገራት ኣብ ምድቓቕ መርበባት ዘይስሩዕ ስደት ዘካይደኦ ዘለዋ ሓባራዊ ቃልሲ ብልዕሊ ፍርቂ ነክዩ ምህላዉ ተሓቢሩ። ብመሰረታ ...
ዝያዳ ንምንባብ
እንተወሓዱ ሸሞንተ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብታ ብዂናት እትሕመስ ዘላ የመን ኣብ ግዝያዊ መጽለሊ ኸምዝሞቱ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ሓቢሩ። እቶም ዝበዝሑ ኢትዮጵያውያን ዝዀኑ ሸሞንተ ስደተኛታት ሸሮኽ ብዝ...
ዝያዳ ንምንባብ