ኣብ ሰብኣዊ ሓገዛት ዝነጥፋ ትካላት ሓካይም ብዘይዶብን ኤስ.ኦ.ኤስ ሜዲተራንየ-ን ነቶም ኣብ ማያዊ ከባቢታት ሊብያ ኸምኡ’ውን ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ ዝወድቊ ስደተኛታት ናይ ምድሓን ስርሒታት ዳግም ኽጅም...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠሙ ክልተ ሓደጋታት ጃልባ ክሳዕ 150 ዝበጽሑ ስደተኛታት ደሃዮም ጠፊኡ ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ። እቲ ሓደጋ ኣብ’ዚ ዓመት ኣብ’ቲ ማያዊ መስመር ዛጊት ካብ ዘጋጠሙ ሓደጋ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስታት ሃገራት ኤውሮጳ ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ ዝወድቊ ስደተኛታት ንምድሓን ዝካየዱ ስርሒታት ዳግማይ ክጅምርዎን ኣብ ሊብያ ተዓጊቶም ንዝርከቡ ኣሽሓት ስደተኛታት ኽተሓጋገዙን ከምዝግባእ ፡ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሰብ-መዚ ስጳኛ ንሓደ ስደተኛ ብኣሰቃቒ ኣገባብ ዝቐተለ ኣሰጋጋሪ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተዉ ጋዜጣ እታ ሃገር ‘ኤል ሙንዶ’ ብ 16 ሓምለ ገሊጻ። እቲ ተኣሲሩ ዘሎ ወዲ ጒኒ ምዃኑ ዝተነግረሉ ኣሰጋጋሪ፡ በታ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስቲ ጥልያን ኣብ ሚንዮ ናይ ደሴት ሲሲሊ ዝጸንሐ ኣብ ሓደ እዋን ኣብ መላእ ኤውሮጳ ዝዓበየ ምንባሩ ዝንገረሉ መቐበሊ ማእከል ስደተኛታት ብ 9 ሓምለ ብወግዒ ዓጺዩዎ ። መጻንሒ ማእከል ስደተኛታት ሚኒዮ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ብ 4 ሓምለ ኣብ ማያዊ ገማግም ቱኒዝያ ብምጥሓላ ልዕሊ 80 ሰባት ደሃዮም ጠፊኡ ምህላዉ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ማለት ኣይ.ኦ.ኤም ሓቢሩ። ቱኒዝያውያን ገፈፍቲ ዓሳ ኣብ ተረፍመ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ከተማ ትሪፖሊ ናይ ሊብያ ብ 3 ሓምለ ስደተኛታት ኣብ ዝተዳጎኑሉ ማእከል ብዝተኻየደ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ብውሑዱ ክሳዕ 60 ዝበጽሑ ስደተኛታት ህይወቶም ኽስእኑ እንከለዉ ልዕሊ 130 ካልኦት ብጽኑዕ ቆ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሕግታት ምጥናፍ ስድራቤት ኣብ ሓያሎ ሃገራት ይተሩ ብምህላዎም፡ ስድራቤታት ምስቶም ኣብ ኤውሮጳ ዝርከቡ መቕርብ ስደተኛታት ኽጽንበራ ይጽገማ ምህላወን ተገሊጹ። ንልዕሊ 8 ዓመታት ደቃ ኽትጥርንፍ ብዙሕ ጸገም ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣባላት ጸጥታ ኬንያ ካብ ወርሒ መጋቢት ክሳዕ ወርሒ ሰነ ናይ 2019 ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ’ታ ሃገር ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኽኣትዉ ዝፈተኑ ብጠቕላላ 55 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዩም። ናይ ቀ...
ዝያዳ ንምንባብ