ጥልያን ናብ ማያዊ ግዝኣታን ወደባታን ብዘይፍቓድ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዋ ዋንነት ናይ ግብረሰናይ ማሕበራት ዝኾና መራኽብ ልዑል ገንዘባዊ መቕጻዕቲ ዘጽንዕ ኣዋጅ መዲባ ብምህላዋ፡ ኣብ ማእከላይ ከባቢታት ማእከላይ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣስታት 430 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 650 ስደተኛታት ኣብ መዳጎኒ መዓስከር ዚንታን ናይ ሊብያ ተዓጽዮም ብሕጽረት ማይ፡ መግብን መድሃኒትን ይሳቐዩ ከምዘለዉ ቤት–ጽሕፈት ሰብኣዊ መሰላት ውድ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኢትዮጵያ ስደተኛታት ከም ልደትን መርዓን ዝኣመሰሉ ማሕበራዊ ኣጋጣሚታቶም ዘምዝግብሉ ማእከል ድሮ ኽትከፍት ጀሚራ ምህላዋ ተሓቢሩ ። ኣብ ምዕራባዊ ኢትዮጵያ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ባምባሲ ብቐዳምነት ተ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብመሰረት ሓድሽ ንስደተኛታት ዝምልከት ሕጊ ጥርኑፍ ዕማማት ዘማልኣ ማእከላት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ እናተኸፍታ ንስደተኛታት ኣገዳሲ ኣገልግሎታት ይህባ ኣለዋ። እታ ቐዳመይቲ ኣብ ቤኒሻንጉል–ጉምዝ ዝተተ...
ዝያዳ ንምንባብ
ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ብፍቓዶም ናብ ሃገራቶም ክምለሱ እንተደልዮም ንጉዕዞ ዝኸውን ደገፍን ኣብ ሃገሮም ዳግም ክወሃሃዱን ዘኽእል ሓገዝ ክረኽቡ እዮም። ኣብ ግንቦት 2019፡ ኤውሮጳዊ ሕብ...
ዝያዳ ንምንባብ
ጸጥታዊ ኩነታት ሊብያ እንዳበኣሰ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ብሓለዋ ባሕሪ እታ ሃገር ኣብ ማያት ማእከላይ ባሕሪ ዝዕገቱ ስደተኛታት ናብ መዳጎኒ ማእከላት ሊብያ ኸምዝኣትዉ ይግበር ምህላዉ ላዕለዋይ ወኪል ውድብ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ሰለስተ ጃላቡ ኣብ ባሕሪ ተደርብዮም ዝነበሩ 290 ስደተኛታት ካብ ምጥሓል ከምዘድሓነ ሓቢሩ። ንግሆ 23 ግንቦት 2019 ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ካብ ጥቓ እታ ካብ ትሪፖሊ 160 ኪሎሜተር ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣምባሳደር ሰላም ዩኒሴፍ ዝኾነት ህብብቲ ህንዳዊት ተዋሳኢት ፕርያንካ ቾፕራ ዮናስ ምስፋሕ ዕድላት ትምህርቲ ንቆልዑ ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ንምትብባዕ ኣብ ዝገበረቶ ናይ ሓደ ሰሙን ምብጻሕ ምስ ኣብ መዓስ...
ዝያዳ ንምንባብ
ነቲ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ ማቴዮ ሳልቪኒ ዘውጽኦ እማመ ምቕጻዕ ስደተኛታት ዘድሕና መራኽብ ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላትን ማሕብራት ግብረሰናይን ይቃወምዎ ኣለዉ። እቲ ሕጊ እተጸዲቑ እተን ህይወት ዘድሕ...
ዝያዳ ንምንባብ