TMP, 2 ሓምለ 2016:- ብሪጣንያ ካብ ኤውርጳዊ ሕብረት ምስ ምውጽኣ ኸጋጥም ዝኽእል ተወሳኺ ብዝሒ ስደተኛታት ዘሻቐሎ ነቲ ኣብ መንጎ ፈረንሳን እንግሊዝን ዝርከብ ገለርያ ዘካይድ ኩባንያ ዩሮታነል፡ ኣብ ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP 30 ሰነ 2016:- ኣብ ሊብያ ዘለዉ ስደተኛታት ብሰንኪ ኣብታ ሃገር መንግስቲ ዘይምህላዉ ኩሉ እዋን ብዛዕባ ድሕነቶም ኣብ ስግኣት ከምዝነብሩ ይገልጹ። ካብ ባሕሪ ዝደሓኑ ስደተኛታት፡ ኣብታ ብዂናት እ...
ዝያዳ ንምንባብ
ዋሺንግተን ዲሲ ሰነ 14 2016፦ ዝተፈላለዩ ኣብ ሊብያን ካልእ ቦታታትን ዝርከቡ ምንጭትታት ሓለዋ ገማግም ባሕርን ፖሊስን ሊብያ ናብቶም ናብ ኤውሮጳ ኽሰግሩ ኢሎም ናብ ሊብያ ዝኣትዉ ስደተኛታት ጠያይት ይት...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝርከብ ጫካ ካሌ ኣብ ዘሎ ዘይወግዓዊ መዓስከር ስደተኛታት ኣብ መንጎ ዝቕመጡ ሱዳናውያን፡ ኤርትራውያንን ኣፍጋናውያንን ስደተኛታት ጐነጽ ተፈጢሩ
ናብ ዓድ እንግሊዝ ክሰግሩ ኣብ መንጎ ዝደልዩ ስደተኛታት ኣብ ካሌ ብዝተፈጥረ ጐነጽ 40 ዝበጽሑ ሰባት ኣብ ሆስፒታል ክንክን ይግበረሎም ኣሎ። እቲ ብርቱዕ ረጽሚ ዝተራእየሉ ኣጋጣሚ ስደተኛታት ኣብቲ መግብን ...
ዝያዳ ንምንባብ
10 ሰነ 2016፡ ዋሺንግተን ዲሲ፦ ሰብ መዚ ኢጣልያን እንግሊዝን ነቲ ዕሉል ገበነኛ ኣሰጋጋሪ ሰባት ሒዞሞ ምስተባህለ ብርቱዕ ጸቕጢ ይገጥሞም ኣሎ። ግዳያት’ቲ ዕሉል ገበነኛ እቲ ዝተታሕዘ እቲ ዕሉል ገበነኛ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሰነ 8፥ 2016፣ ኻርቱም፡፥ ኣብ ቀረባ እዋን ብመንግስትን ሓይልታትን ሱዳን ዝተጀመረ ጽዑቕ ግፋን ብዘይ ድልየቶም ናብ ሃገሮም ምምላስ መስርሕ ስደተኛታት ኤርትራውያን፥ ብዙሓት ን ሱዳን ገዲፎም ን ሊብያ ን...
ዝያዳ ንምንባብ
ብሰሉስ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥቓ ሊብያ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ 3,000 ስደተኛታት ከምዘድሓነ ኣዣንስ ፍራንስ-ፕረስ ሓቢሩ። ምስዞም ዝደሓኑ ስደተኛታት ኣብዛ ዓመት ዝደሓኑን ናብ ወደባት ኢጣልያ ዝተወስ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓደ ፍሉጥ ጉጅለ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ዝሓለፈ ረቡዕ፡ ኣብ ሊብያ ዝርከብ ምስ ዳዒሽ ዝተኣሳሰር ግብረሽበራዊ ምንቅስቓስ ዝፈጸሞም ግፍዕታት ዝዝርዝር ጸብጻብ ዘርጊሑ። ኣብታ ኣብ ገማግም ባሕሪ እትርከብ ...
ዝያዳ ንምንባብ