መንግስቲ ሱዳን ንሊብያ ክነቕሉ ክብሉ ዝሓዞም ኤርትራውያን ሒዙ ናብ ኤርትራ ይመልስ።

Khartoum, 19 May, 2016- መንግስቲ ሱዳን፥ ንኣስታት 800 ኣቢሎም ዝኾኑ ኣብ ን ሊብያ ክብገሱ ክብሉ ዝሓዞም ስደተኛታት ኤርትራውያን ብ ቐጥታ ናብ ኤርትራ ክምለሱ ከም ዝገበረ ምንጭታትና ካብ ሱ...
ዝያዳ ንምንባብ

ዋሕዚ ስደተኛታት ንኤውሮጳ፥ ኣብ ግሪኽ እንክቕንስ ኣብ ጥልያን ይተዓጻጸፍ

  ኤውሮጳዊ ሕብረት፥ ዋሕዚ ናይ ስደተኛታትን ሓደስቲ መጻእትን ንምቕናስ ለይቲን መዓልትን ኣብ ዝጽዕተሉ ዘሎ ግዜ፥ ከም ትጽቢት ብዙሓት፥ ኣሃዝ ናይቶም ብመንገዲ ግሪኽ ገይሮም ኣብ ኤውሮ ዑቕባ ንምሕ...
ዝያዳ ንምንባብ

ናይ ዳዒሽ ኣባላት ኣብ ሊብያ ብዕጽፊ ወሲኾም ኣለዉ፥ ኣፈኛ ፐንታጎን

ናይ ዳዒሽ ወይ እስላማዊ ጥሩፍ ጉጅለ ኣይሲስ ኣባላት ፥ ኣብ ሶርያን ዒራቕን እንክንኪ፥ ኣብ ሊብያ ግን ምስ ናይ ዓሚ ቁጽሩ ብምንጽጻር ብኣስታት 90 ሚእታዊት ከም ዝወሰኸ ኣፈኛ ፐንታጎን ጀነራል ፒተር ግሬ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣባላት ፓርላማ ብሪጣንያ ንህጻናት ዑቕባ ምሃብ ይነጽጉ

  ኣባላት ፓርላማ ብሪጣንያ 3,000 መሰነይታ ዘይብሎም ህጻናት ስደተኛታት ክብ ኤውሮጳ ናብታ ሃገር ክኣትዉ ንዝተገብረ ፈተነ ነጺጎሞ። ሰልፊ ዕዮ እታ ሃገር ብ ሊበራላውያን ደሞክራትን ብሃገራዊ ሰል...
ዝያዳ ንምንባብ

ብዛዕባ’ተን ቅድሚ ኽልተ ሰሙን ዝጠሓላ ጀላቡ ዝርከብ ዘሎ ተወሳኺ ሓበሬታ

ቅድሚ ሰሙን ብዛዕባ’ተን 500 ዝበጽሑ ኢትዮጵያውያን፡ ሶማላውያንን ግብጻውያንን ሒዘን ዝጠሓላ ጀላቡ ተገራጫዊ ዜናታት ክዝርጋሕ ቀንዩ። ክሳብ ሕጂ ክንበጽሖ ዝኸኣልና ሓበሬታ ከምዚ ዝስዕብ ይመስል።  ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓይልታት ጸጥታ ሊብያ ልዕሊ 200 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ይኣስሩ

ትሪፖሊ፥ ሚያዝያ 19፥ 2016፥ ሓይልታት ጸጥታን ፖሊስን ሊብያ ፥ 203 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ድሕሪ ቁሩብ ሰዓታት ንማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ እንዳ ተዳለው ከለው ከም ዝሓዝዎም ኣፍሊጦም። ፖሊስ ሊብያ፥ ድ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኤርትራውያን ስደተኛታት ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ቃራና መንገዲ

ቕድሚ ዓመት ኣቢሉ፥ ገብረ ብርሃነ ( ሓቐኛ ስሙ ኣይኮነን) ዝበሃል ናይ ኤርትራ ዜጋ፥ ናይ ዑቕባ ሕቶኡ ንመንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ መልሲ ረኺቡሉ። ገብረ፥ ብዛዕባ ተቐባልነት ናይ ዑቕባ ሕቶኡ ኣይተጠራጠረን።...
ዝያዳ ንምንባብ

“ዋሕዚ ስደተኛታት ማእከላይ ምብራቕ፥ ካብ ግሪኽ ናብ ጥልያን ክዝምብልዩ”

ፍራንክፈርተር ሳይቱንግ ዝተባህለ ናይ ጀርመን ጋዜጣ ፥ ንስደተኛታት ማእከላይ ምብራቕ ብመንገዲ ቱርኪን ግሪኽን ኣቢሎም ንኤሮጳ ዘብጽሕዎም ዝነበሩ ኣሰጋገርቲ ፥ ብሓዲስን ዝያዳ ሓደገኛ ዝኾነ መንገዲ ናብ ጥል...
ዝያዳ ንምንባብ

ቀዳማይ ሚኒስተር እንግሊዝ፡ — ብባሕሪ ዝሰግሩ ስደተኛታት ክዕገቱ ኣለዎም

እንግሊዝ ስደተኛታት ኣብ ምኽልካል ዝዋፈራ ክፋል ሓይሊ ኔቶ ዘቑማ መራኽብ ናብ ማእከላይ ባሕሪ ከተዋፍር’ያ። ቀዳማይ ሚኒስተር ደይቪድ ካሜሮን፡ ሃገሩ ናብቲ ኣብ መንጎ ቱርኪን ግሪኽን ዘሎ መሳገሪ ባሕሪ መራ...
ዝያዳ ንምንባብ