ኣብ ኤውሮጳ ዝርከቡ መዕቈቢ ዘይብሎም ስደተኛታት ንዝሑል ኩነታት ኣየር ተባሂሉ ኣብ ዘይተዳለወ መዓስከራት ብርቱዕ ዛሕሊ ዘለዎ ሓጋይ ብዘስዓቦ ቀዝሕን ውርጭን ይሳቐዩ ኣለዉ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ...
ዝያዳ ንምንባብ
ባንክ ዓለም ዋሕዚ ዘይሕጋውያን ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ናብ ኤውሮጳ ንምግታእ ዝዕላማኡ መደብ ንምዕማም ፣ ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ኣመሪካ ሓገዝ ንኢትዮጵያ ከምዝሃበ ካብ’ታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣረዲኡ። እ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ኣቐዲሞም ኣብ ኣቀባብላ ስደተኛታት ኣብታ ሃገር ዝስዓቡ ዝነበሩ ሕግታት ምሉእ ብምሉእ ክቕየሩ ይጠልብ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስተር ፓውሎ ጀንቲሎኒ፡ ካብቲ ቕድሚኡ ዝነበረ ማተዮ ሬን...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ 2016ብማእከላይ ባሕሪ ናብ ኤውሮጳ ኽሰግሩ ክፍትኑ ናይ ዝሞቱ ስደተኛታት ቍጽሪ ሓድሽ ጥርዚ ብምብጻሕ 5,000 ሓሊፉ። ምስዚ ኽወዳደር ከሎ፡ ቍጽሪ ናይቶም ገማግም ኤውሮጳ ኽረግጹ ዝኸኣሉ ስደተኛታት፡ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ቀይሕ ወርሒ ናይ ሊብያ ፥ ኣብ ምድሓን ሂወት ዝነጥፉ ኣባላቱ ብ 28 ታሕሳስ ናይ 2016 ኣብ ማያዊ ገማግም ከተማ ትራብሎስ ንዝረኸብዎም ብማዕበል ዝተገፍዑ 11 ሬሳታት ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ከምዝኣከቡ ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP፥ 23 ሓምለ 2016:- ኢጣልያውያን ኣኽበርቲ ሕጊ፡ ብዝሒ ናይቶም ኣብታ ብሚያዝያ 2015 ዝጠሓለት ጃልባ ዝነበሩ ስደተኛታት 700 ከምዝነበረ ይገልጹ ኣለዉ። ብመሰረት መግለጺ እቶም ነቲ ሬሳታት ናይ ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP፥ 25 ሓምለ 2016:- ፈረንሳዊ ፕረሲደንት ፍራንስዋ ኦላንድ እቲ ናይ 2003 ስምምዕ ለ ቱኬ ብሰንኪ ምውጻእ እንግሊዝ ካብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ከምዘይጽሎ ገሊጹ። እዚ ማለት፡ ኣብቲ ብሸነኽ እንግሊዝ ዘ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP፥ 19 ሓምለ 2016:- ምስ ደንማርካዊ ሽማግለ ስደተኛታት ምትእስሳር ዘለዎ ሓደ ናይ መጽናዕቲ ስደት ትካል ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ ካብቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሞቱ ስደተኛታት እቶም ኣብ ምድረበዳ ሳሃራ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP፥ 22 ሓምለ 2016:- ዝሓለፈ ረቡዕ ሬሳታት 21 ደቀንስትዮን ሓደ ሰብኣይን ምስ ካልኦት ዝደሓኑ ሰባት ኣብ ክልተ ተነፊሐን ዘንሳፍፋ ጃላቡ ተረኺቡ። እተን ክልተ ተንሳፈፍቲ 209 ሰባት ሒዘን ካብ ...
ዝያዳ ንምንባብ