ኣብ ዓሌታዊ ጽልኣት ዝተመርኰሰ ገበናት ድሕሪ ድምጺ ምውጻእ እንግሊዝ ካብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ይውስኽ

TMP፤ 11 ሓምለ 2016:- ኣብ ዓሌታዊ ጽልኣት ዝተመርኰሰ ገበናት ድሕሪ ድምጺ ምውጻእ እንግሊዝ ካብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ብልዑል መጠን ይውስኽ ኣሎ። ምስ ናይ ዓሚ ተመሳሳሊ ግዜ ኽርአ ኸሎ፡ ኣብተን ድሕሪ’...
ዝያዳ ንምንባብ

ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ ካብ ሰሜን ኣፍሪቃ ዝብገሱ ስደተኛታት ንምዕጋት ሓድሽ ስርሒት የበግስ

TMP፤ 16 ሓምለ 2016:- መራኽብ ኲናትን ሰብ ኣልቦ ዘምበይትን ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ ካብ ሰሜን ኣፍሪቃ ንዝብገስ ዋሕዚ ስደተኛታት ኣብ ምቍጽጻር ክሕግዛ ክፍነዋ ምዃነን ይግለጽ ኣሎ። እዚ ዝተገልጸ ኣ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ጥቓ ገማግም ሊብያ ኣርባዕተ ስደተኛታት ሞይቶም ተረኺቦም

TMP፤ 19 ሓምለ 2016:- ብ12 ሓምለ ካብ ገማግም ሊብያ 23 ኪሎሜተር ርሒቓ ኣብ ዝተረኽበት ጃልባ 4 ሰባት ሞይቶም ተረኺቦም። እቶም 150 ደቀንስትዮን 20 ቖልዑን ዝርከብዎም 400 ስደተኛታት መብዛሕ...
ዝያዳ ንምንባብ

ውሽጣዊ ናውቲ ኣካላት ስደተኛታት ኣብ ዕዳጋ

TMP፣ 7 ሓምለ 2016:- ሕጂ ኣብ ትሕቲ ቐይዲ ዝርከብ ኣቐዲሙ ኣሰጋጋሪ ስደተኛታት ዝነበረ ገበነኛ፡ እቶም ካብ ገማግም ኣፍሪቃ ናብ ኤውሮጳ መስገሪ ዝከውን ገንዘብ ክኸፍሉ ዘይክእሉ ስደተኛታት ውሽጣዊ ኣ...
ዝያዳ ንምንባብ

ናብ እንግሊዝ ንዘስገሩ ሰባት ዝወሃብ ሕጋዊ ስጉምቲ ይውስኽ

TMP፥ 8 ሓምለ 2016:-  ጸብጻባት ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እንግሊዝ ሎሚ ዓመት 88 ሰባት ሰባት ሓቢኦም ናብታ ሃገር ስለዘእተዉ ሕጋዊ ስጉምቲ ከዝተወስደሎም ይገልጹ ኣለዉ። እዚ ቑጽሪ  ካብቲ ናይ ዓሚ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ካሌ ዝርከቡ ስደተኛታት ህጻናት ጾታዊ ዓመጽን ባርነት ዕዳን የጋጥሞም

TMP፤ 9 ሓምለ 2016:- ኣብ ካሌ ከምኡውን ኣብ ዳንከርክ ኣብ ሰሜን ፈረንሳ ዝርከቡ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ክሰግሩ ዝደልዩ ህጻናትብኣስገርትን ኣብቲ መዓስከር ዝርከቡ ሰብ ሓይልን፡ ጾታዊ ምዝመዛ፡ ጾታዊ ዓመ...
ዝያዳ ንምንባብ

ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ስደተኛታት ኣብ ሊብያ

TMP፡ 5 ሓምለ 2016፦ ኣብ ቀረባ እዋን ብኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ዝወጸ ጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ሊብያ፡ መሸጣ ሰባትን ኣካላዊ ግፍዕን ዘጠቓልል ሰፊሕ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት መዝጊቡ። እቲ ብሓለዋ ገ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ሊብያ ቆልዑን ዓበይትን ደቀንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ይወርደን

TMP 4 ሓምለ 2016:- ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ንጾታዊ ዓመጽ፡ ቅትለት፡ ኣብ ሃይማኖት ዝተመርኰሰ ምግፋዕ፡ ኣካላዊ ግፍዕን ካልእ ገበናት ዘርኢ ጸብጻብ ኣቕሪቡ ኣሎ። እቲ ኣብ ምእታው ወርሒ ሓምለ ዝወጸ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ጥቓ ገማግም ሊብያ ዓሰርተ ደቀንስትዮ ሞይተን

TMP 30 ሰነ 2016:- ኣብ መጻብቦ ሲቺልያ፡ 32 ኪሎሜተር ካብ ገማግም ሊብያ ርሒቓ ኣብ ባሕሪ ኣብ ዝደሓነት ተነፋሒት ናይ ፕላስቲክ ተነፋሒት ጃልባ 10 ደቀንስትዮ ሞይተን ጸኒሐን። ብሓሙስ 30 ሰነ፡ ...
ዝያዳ ንምንባብ