ጀርመናዊት ከተማ ሓተትቲ ዑቕባ ምቕባል ትኣቢ

ጀርመናዊት ከተማ ፒርማሰንስ ናይ ጀርመናዊት ግዝኣት ራይንላንድ-ፓላቲነይት ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ከተማ ፒርማሰንስ ካብ ሕጂ ንደሓር ሓደስቲ ሓተትቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ክትቅበል ከምዘይትግደድ ከምዘፍለጠ ...
ዝያዳ ንምንባብ

እስራኤል ነቲ ብዛዕባ ጉዳይ ኤርትራውያን ካብ ሰራዊት ዝሃደሙ ስደተኛታት ዝተዋህበ ውሳኔ ይግባይ ትብለሉ

ስእሊ፡ ዮናታን ሲንደል/ፍላሽ9። ተቐማጦ ደቡብ ተል ኣቪቭ ብ26 ነሓሰ 2017፡ ኣብ ዮርሳሌም ኣብ ኣፍደገ መንበሪ ዋና ዳኛ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ሚርያም ናኦር ይእድሙ። መንግስቲ እስራኤል ነቲ ብሓደ መማዪ ሽ...
ዝያዳ ንምንባብ

ወኪል ሓለዋ ዶባት ሕብረት ኤውሮጳ ካብ ምጅማር ካብቲ ቅልውላው ስደት ዝጀመረሉ እዋን ክሳብ ሕጂ ዝወሓደ ቝጽሪ ስደተኛታት ከምዝመጹ ይሕብር

ናይ ሕብረት ኢውሮጳ ወኪል ሓለዋ ዶባትን ገማግም ባሕርን ዝዀነ ፍሮንቴክስ ዓመታዊ ገምጋም ተኽእሎ ሓደጋታት ዝግምግም ጸብጻቡ ብምቕራብ፡ 2017 ኣብ ኣርባዕተ ዓመት ዝወሓደ ዋሕዚ ስደተኛታት ዝተራእየላ ዓመት...
ዝያዳ ንምንባብ

ንስራሕ ኣብ ጉዳይ ስደት ዝሰርሓ ማሕበራት ዝውስን ሕጊ ኣብ ሃንጋሪ

ቀዳማይ ሚኒስተር ሃንጋሪ ቪክቶር ኦርባን መንግስቲ ሃንጋሪ ናብ ፓርላማ እታ ሃገር ንሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ኣብ ስደት ዘድህባ ማሕበራት ዝለዓለ ቐረጽ ክውስን ዘኽእሎ ሓይሊ ዝህብ ሕጊ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጀርመን ናይ መወዳእታ ስደተኛታት ካብ ኢጣልያን ግሪኽን ክትቅበል እያ

ስእሊ፥- ዲ ፒ ኤ መደብ ምዕቋብ ስደተኛታት ሕብረት ኤውሮጳ ከኽትም ኣብ ዝቐርበሉ ዘሎ ግዜ፡ ጀርመን ካብ ኢጣልያን ግሪኽን ሒደት ኣማኢት ስደተኛታት ጥራይ ከተዕቍብ ምዃና ሚኒስትሪ ውሽታዊ ጉዳያት ጀርመን ብ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሬሳታት ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ካብ ገማግም ሞርኮ ይእከብ

  ሬሳታት መብዛሕትኦም ካብ ትሕተሳሃራ ዝተበገሱ ልዕሊ 20 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ብ3 ለካቲት ካብ ገማግም ባሕሪ ሞሮኮ ተኣኪቡ። ስጳኛዊት ጃልባ ነቲ ሬሳታት ምስረኣየት እዩ ሰብመዚ ሞሮኮን ስጳኛን...
ዝያዳ ንምንባብ

ናይ ኢጣልያ ሰሜናዊ ማሕበር ስደተኛታት ክጥርዝ ምዃኑ ይፍክር

ማቴዮ ሳልቪኒ፡ መራሕ ሌጋ ኖርድ ኣብቲ ናብ ናይ 4 መጋቢት ምርጫ ንምብጻሕ ዝቐነየ ጉዕዞ፡ መራሒ ሕሉፋት የማናውያን ሰልፊ ማሕበር ሰሜን (ሌጋ ኖርድ) ማቴዮ ሳልቪኒ እንተተዓዊቶም ኣብ ዝመጽእ ሓሙሽተ ዓመታ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ምእታው ልዕሊ 400 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሞይቶም

ስእሊ፦ ሲ ኤን ኤን። ማእከላይ ባሕሪ ኣብ 2017 ንስደተኛታት ‘ኣብ ዓለም ዝኸፍአ ቐታሊ ዶብ’ ተባሂሉ። ኣህጉራዊ ውድብ ስደት ካብ ምእታው 2018 404 ስደተኛታት ከምዝሞቱ ሓቢሩ። እዚ ካብቲ ኣብ ተመሳሳ...
ዝያዳ ንምንባብ

ካብ 2014 ንደሓር 1,200 ህጻናት ስደተኛታት ከምዝሞቱ ይግለጽ- እቲ ሓቀኛ ቑጽሪ ዝለዓለ ክኸውን ከምዝኽእል ይግመት

ስእሊ፦ ኣይ ኦ ኤም። ኣፍሪቃዊ ስደተኛ ህጻን ካብ ባሕሪ ኽድሕን ከሎ። ኣህጉራዊ ውድብ ስደት ካብ 2014 ንደሓር ልዕሊ 1,200 ዝሞቱ ህጻናት ክምዝግብ ከሎ፡ ዳርጋ ፍርቆም ማእከላይ ባሕሪ ኽሰግሩ ዝጠፍኡ ...
ዝያዳ ንምንባብ