21 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ሃገሮም ተጣይሶም

ስእሊ፥- ኣገልግሎት ፈነወ ፋና። ኣብ ሊብያ ተዓጊቶም ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብ24 ጥሪ ኣዲስ ኣበባ ኽኣትዉ ኸለዉ። 21 ዝዀኑ፡ ሓሙሽተ ደቅንስትዮ ዝርከብኦም ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት፡ ብተበግሶ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ ልዕሊ 13,000 ናይጀርያውያን ካብ ሊብያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

መንግስቲ ናይጀርያ ብ31 ጥሪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ካብ ሕዳር ክሳብ ጥሪ ኣብ ዝነበረ ኣዋርሕ ልዕሊ 13,000 ዜጋታቱ ካብ ሊብያ ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ። ናይጀርያውያን ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ዝበዝ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢትዮጵያን ሕብረት ኤውሮጳን ኣብ ምምላስ ስደተኛታት ይተሓባበሩ

ስእሊ፥ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ብ26 ሰነ 2016 ክልተኣዊ ስምምዕ እናፈረመ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤውሮጳ ዝርከቡ ዑቕባ ንምሕታት ዘድሊ ወረቓቕቲ ዘይብሎም ዜጋታ...
ዝያዳ ንምንባብ

መራሕቲ ሰልፍታት ኦስትርያ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝተረረ ፖሊሲ ይጽውዓ

ስእሊ፥ ቢዝነስ ኢንሳይደር። ፖሊስ ኦስትርያ ናብ ዶባዊት ከተማ ኒከልስዶርፍ ዝኣትዉ ሓደስቲ ስደተታት እንዳዓገቱ። ንእዋናዊ ልፍንታዊ መንግስቲ ኦስትርያ ኣቚመን ዘለዋ ሰልፊ ክርስትያን ዶሞክራትስን ሰልፊ ናጽ...
ዝያዳ ንምንባብ

22 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ኣብ ማያዊ ገማግም የመን ደሃዮም ይጠፍእ

ስእሊ፥ ኣይ.ኦ.ኤም። ብኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ኣብ 2015 ዝደሓኑ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ቀዳመይቲ ሰሙን ናይ ወርሒ ለካቲት ፡ ብውሕዱ 22 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ኣብ ማያዊ ገማግም የመን ደሃዮ...
ዝያዳ ንምንባብ

ስዊዘርላንድ፡ ቊጽሪ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ይንኪ

ስእሊ፥ ኢስት ኣፍሮ። ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ስዊዘርላንድ ቁጽሪ ናይቶም ናብ ዶብ ስዊዘርላንድ በጺሖም ዑቕባ ዝሓቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ውሽጢ’ዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ዓመታት ብርኡይ ነክዩ። ኣብ 2...
ዝያዳ ንምንባብ

ግሪኽ፥ ልዑሉ ሓደጋታት ጾታዊ ዓመጽ ኣብ ማእከላት ስደተኛታት

ስእሊ፥ ጌቲ ኢሜጅ። ማእከል ስደተኛታት ሞይራ፡ ግሪኽ። ኣብ ግሪኽ ኣብ ዝተፈላለያ መጻንሒ ማእከላት ተጻቢቦም ዝርከቡ ስደተኛታት ኣብ ትሕቲ ቀጻሊ ሓደጋታት ጾታዊ ዓመጽን ምንግልታዕን ይነብሩ ከምዘለው፡ ብላዕ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጥልያን፥ ስደተኛታት ኣብ ሕሱም መነባብሮ

ስእሊ፥ ኣሌሳንድሮ ፔንሶ። ኣብ ሰሜናዊት ከተማ ፖርዴኖነ ናይ ጥልያን ስደተኛታት ንመደቀሲ ዝጥቀሙሉ መኽዘን። ኣብ ጥልያን ልዕሊ 10,000 ስደተኛታት ብሰንኪ ሕጽረት ናይ መጻንሒ ቀረባት ኣብ ተኣፋፊ ሰብኣዊ...
ዝያዳ ንምንባብ

እስራኤል፥ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ንግዱድ መጥረዝቲ ይቋወሙ

ስደተኛታት ኣብ ከተማ እዮሩሳሌም ተቛውሞኦም እንዳስምዑ። ስእሊ፥ ዮናታን ሲንደል/ ፍላሽ90 ዓሰርተታት ሓተቲ ዑቕባ ስደተኛታት ኣብ እስራኤል ብ 21 ጥሪ ኣብ ከተማ ኢዮሩሳሌም ኣብ ዝርከብ ከባቢ መንገሪ ገዛ...
ዝያዳ ንምንባብ