ሓደስቲ ስደተኛታት ኣብ ኖርወይ። ስእሊ፥ ጌቲ ኢሜጅ/ ኣልያንስ ፍራንስ ፕረስ/ ፖፒ ኮርኔሉስ ክፍሊ ኤሚግሬሽን ኖርወይ (UDI) ብዝዘርገሖ ጸብጻብ መሰረት፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 3,546 ስደተኛታት ጥራይ ናብ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፡ ግሪክ ሪፖርተር። ጓልንስተይቲ ስደተኛ ኣብ ግሪኽ። ኣህጉራዊ ትካል ሓለዋ ሰብኣዊ መሰላት (Human Rights Watch) ፡ ሰብ መዚ ግሪኽ ንድሕነት እተን ደሴት ሌዝቦስ ኣብ ዘለዋ ማእከላት ዝርከባ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፥ ቢዝነስ ሪኮርደር። ሓደስቲ ስደተኛታት ናብ ከተማ ኒኮስያ ናይ ቆጵሮስ እንዳኣተው። መንግስቲ ደሴት ቆጵሮስ ኣብ ልዕሊ’ቶም ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ዝኽተሎ ዘሎ ጓናዪ ፖሊሲ ዳግመ...
ዝያዳ ንምንባብ
ቆልዑ ስደተኛታት ኣብ ቅድመ-ማባእታዊት ቤት ትምህርቲ ዋዳጂር ናይ መዓስከር ዓሊ-ዓደሕ። ስእሊ፥ ዩኤን ኤች ሲ ኣር/ ፐተሪክ ዊገርስ ሓላፊ ላዕለዋይ ወኪል ንጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣቶ ፊሊፖ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፡ ኤቢኤስ-ሲቢኤን ኒውስ። ኣብ ማያዊ ገማግም ትሪፖሊ ናይ ሊብያ ብኣሃዱ ሓለዋ ባሕሪ እታ ሃገር ዝተታሕዙ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት። ሊብያን ጥልያንን ዘይሕጋውያን ስደተኛታትን ኣሰጋገርቲን ኣብ ምግታእ ዝ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፥ ሕብረት ኣፍሪቃ። ግዝያዊ ዳይረክቶር ክፍሊ ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ ዶ/ር ኣድሞሬ ካምቡድዚ። ሃገራት ኣፍሪቃ ንመሰረታውያን ጠንቅታት ስደት ብምፍዋስ ኣብ ምቅላስ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን ንግድን ደ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፥ ሮይተርስ። ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ሃንጋሪ ፔተር ሺያርቶ ሃንጋሪ ብጉዳይ ምቕባልን ምጽላልን ስደተኛታት ምስ ኤውሮጳዊ ሕብረት ፈጺማ ክትተሓጋገዝ ከምዘይኮነትን፡ እቲ ሕብረት ሰሪዑዎ ዘሎ ኣባላት ሃገራ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፥ ጆሃን ኒልሶን/ቲ.ቲ። ክሊኒካት ሽወደን ቅኑዕ ዕድመ ሓተቲ ዑቕባ ንምንጻር ጨረርታን ማግኔታዊ-ስእሊን ይጥቀማ። ሰለስተ ርብዒ ካብቶም ኣብ ሽወደን ከም ትሕቲ ዕድመ ዝምዝገቡ ሓተቲ ዑቕባ ልዕሊ 18 ዓ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኤውሮጳውያንን ኣፍሪቃውያንን መራሕቲ ኣብ ምጅማር ኣቲ ዋዕለ ንስእሊ ይዳለዉ ስእሊ፦ ፊሊፐ ዎጃዘር/ ኤ ኤፍ ፒ/ ጌቲ ኢሜጅስ. ኣፍሪቃውያንን ኤውሮጳውያንን መራሕቲ ኣብ መዳጐኒ ማእከላት ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛ...
ዝያዳ ንምንባብ