ናብ ኤውሮጳ ዝጕዓዙ ስደተኛታት ዝሓየለ ሓደጋታት ይገጥሞም

ስእሊ፦ ዩኒሴፍ/ገዮርጊየቭ። ንግሪኽን ነታ ክፋል ዩጎዝላቭያ ዝነበረት ረፑብሊክ መቀዶንያን ኣብ ዘራኽብ መገዲ ባቡር ሓንቲ ስደተኛ ኣደ ደቃ ሒዛ ብሓዲድ ትጕዓዝ። ካብ ጥሪ 2017 ክሳብ መጋቢት 2018 ንዝነ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢትዮጵያ ስደተኛታትን ዝቕበልዎም ማሕብረሰባትን ዝድገፉሉ ሜላ ተተግብር

ስእሊ፡ ዩ ኤን ኤች ሲ ኣር/ ዲያና ዲያዝ። ሰራሕተኛ ዩ ኤን ኤች ሲ ኣር ኤር ንሓደ ስደተኛ ኤርትራዊ ህጻን ኣሰር ኣጻብዕቱ ኸስፍር ይሕግዞ። ኢትዮጵያ ኣብ ምትግባር እቲ ንስደተኛታትን ንዘዕቍብዎም ማሕበረሰ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያ መርከብ ምድሓን ህይወት ትሕይር

ስእሊ፥ ኣንሳ (ANSA) ኢጣልያውያን ኣኽበርቲ ሕጊ እታ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ምድላይን ምድሓንን ስደተኛታት እትነጥፍ ብስጳኛዊ ሰብኣዊ ማሕበር ምድሓን ህይወት ፕሮኣክቲቫ ኦፐን ኣርምስ እትውነን መርከብ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኣብ ባሕሪ ዘጋጥ ሞት ስደተኛታት ንምቕናስ ተወሰኽቲ ኣማኢት ወተሃደራት ሓለዋ ባሕሪ ከሰልጥን እዩ

ብመሰረት ጸብጻባት ሮይተርስ፡ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ክሳዕ መወዳእታት 2018 ክሳብ 500 ዝዀኑ ተወሰኽቲ ወተሃደራት ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኸሰልጥን ይምድብ ኣሎ። እቲ ስርሒት ሶፍያ ዝተባህ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጸረ ዓሌትነት ሰልፍታት ኣብ ኤውሮጳ

ሰልፈኛታት ከም ክፋል ናይቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝውደብ ኤውሮጳዊ ሰሙን ምንቅስቓስ ኣንጻር ዓሌትነት ኣብ ሎንዶን፡ እንግሊዝ፤ 17 መጋቢት 2018። ኣሽሓት ህዝቢ ብመኽንያት እቲ ዓመታዊ ካብ 17 ክሳብ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሊብያ፥ ልዕሊ 200 ትእዛዛት ማእሰርቲ ኣሰጋገርቲ ሰባት

ሊብያ፡ ኣብ ምስግጋር ስደተኛታት ናብ ኤውሮጳን ተዛማዲ ገበናትን ኢድ ኣለዎም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ወጻእተኛታት ንምእሳር ልዕሊ 200 ትእዛዛት ማእሰርቲ ሂባ። ኣካያዲ ቤትጽሕፈት መርመራታት ኣኽባር ሕጊ ሊብያ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሞት ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ይውስኽ

ኣብ ክልተ ናይ ምድሓን ህይወት ብጃላቡ ኢጣልያ ኽበጽሑ ዝፍትኑ ዝነበሩ እንተወሓዱ 21 ስደተኛታት ደሃዮም ጠፊኡ ክልተ ድማ ሞይቶም ተረኺቦም። ኤስ ኦ ኤስ መዲተራንየ ዝተባህለ ኣብ ምድሓን ህይወት ዝነጥፍ ት...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ባሕሪ ዝደሓነ ኤርትራዊ ብሰንኪ ብርቱዕ ዓጸቦ ሞይቱ

ሰዓታት ድሕሪ ኢጣልያ ምብጽሑ፡ ኣብ ባሕሪ ዝደሓነ ኤርትራዊ መንእሰይ ብሰንኪ ብርቱዕ ዓጸቦ ህይወቱ ኸምዝሓለፈት ሓንቲ ስጳኛዊት ማሕበር ምድሓን ህይወት ብ13 መጋቢት ሓቢራ። እቲ ሰገን ተባሂሉ ዝተጸውዐ ወዲ...
ዝያዳ ንምንባብ

ዓቢ ምጕዳል ቁጽሪ ኤውሮጳ ዝበጽሑ ስደተኛታት ኣብ ምእታው 2018

ኣህጉራዊ ውድብ ስደት፡ ፍርቂ ናይቶም ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ተመሳሳሊ ግዜ ኤውሮጳ ዝበጽሑ፡ 10,949 ስደተኛታት ጥራይ ኣብ ምእታው 2018 ኤውሮጳ ከምዝበጽሑ ሓቢሩ። ፍርቂ ናይቶም ስደተኛታት ብማከላይ መስመር...
ዝያዳ ንምንባብ