ክልተ ዘይመንግስታውያን ትካላት ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ንመራኽበን ህይወት ሰብ ከድሕና ናብ ጃላቡ ኸይቀርባ ኸምዝኸልከለን ሓቢረን። ብ6 ግንቦት፡ ብዘይመንግስታውያን ትካላት ኤስ ኦ ኤስ ሜዲተራንዬን ሓ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኤልቫንገን ኣብ እትብሃል ንእሽቶ ኸተማ ደቡብ ጀርመዊት ዞባ ባድን-ቭዩርተንበርግ ዝርከብ መዕቈቢ ስደተኛታት፡ ብ 3 ግንቦት ኣማኢት ኣባላት ፖሊስ ኣጥቂዖሞ። እቲ ሃንደበታዊ ኸበባ ድሕሪ ሳልስቲ ኻብቲ ተቐማጦ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣርባዕተ ሃገራት ማእከላይ ባሕሪ መንነት ኣሽሓት ናብ ኤውሮጳ ኽሰግሩ ኽፍትኑ ኣብ ባሕሪ ዝጠፍኡ ስደተኛታት ከለልያ ዘኽእለን መደብ ከምዘበገሳ ኣህጉራዊ ኮሚሽን ዝጠፍኡ ሰባት ብ18 ሚያዝያ ሓቢሩ። ናብ ኤውሮ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብ18 ሚያዝያ ካቢነ ኦስትርያ፡ ንሰብመዚ መንስግቲ ናይ ሓተትቲ ዑቕባ ተሌፎናትን ክሳብ 840 ዩሮ ዝበጽሕ ጥረ ገንዘብን ክምንዝዑ ዘፍቅድ፡ ከምኡውን ዝተነጽጉ ስደተኛታት ኣብታ ሃገር ክጸንሑ ኣጸጋሚ ዝገብር ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (ኣይ ኦ ኤም)፡ ካብ ጥሪ 2017 ክሳዕ ሕጂ 23,302 ስደተኛታት ብፍቓዶም ብዝምለሱሉ መደብ ናብ ሃገራቶም ከምዝተፋነዉ ገሊጹ። ካብ ሕዳር ንነጀው፡ ኣይ ኦ ኤም 10,171 ስደተ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ መዳጐኒ ማእከላት የመን ኣብ ልዕሊ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣካላውን ጾታውን ግፍዒ ኸምዝወርድ ህዩማን ራይትስ ዎችን ወኪል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ከምዘፍለጡ ሮይተርስ ብ18 ሚያዝያ ሓቢሩ። “...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ጥቓ እታ ካብ ትሪፖሊ 70 ኪሎሜተር ርሒቓ እትረብ ሳብራታ ብ22 ሚያዝያ ናብ ኤውሮጳ ኽሰግሩ ኽፍትኑ ኸለዉ ኣብ ባሕሪ ናይ ዝጠሓሉ 11 ስደተኛታት ሬሳታት ከምዘውጽአ ገሊጹ። “ኣብ ፍ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስደተኛታት ኣብ ኢጣልያ ዝገጥሞም ሽግራት ዘርኢ ብቸንትሮ ኣስታሊ ዝተባህለ ብማሕበር የሱሳውያን ዝካየድ ንስደተኛታት ደገፍ ዝህግብ ማሕበር ኣብ ዝተኻየደ ሓድሽ መጽናዕቲ ተዘርዚሩ። እቲ ጸብጻብ ምውሓድ ቁጽሪ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስእሊ፦ ያን ሌቪ/ ኤስ ኦ ኤ መዲተራንዬ። መርከብ ኣኳርዩስ እንተወሓዱ 120 ሰባት ካብ ዝጸዓነት ጃልባ ስደተኛታት ከተድሕን ትፍትን። ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ 125 ብማእከላይ ባሕሪ ናብ ኤውሮጳ ኽሰግሩ ዝፈተኑ ...
ዝያዳ ንምንባብ