ኣልጀርያ ስደተኛታት እናሰጐጐት ኣብ ምድረበዳ ትጕሕፍ

ስእሊ፦ ኣይ ኦ ኤም/ ኣማንዳ ኔሮ 2016። ካብ ኣልጄርያ ዝተመልሱ ናይጀርያውያን ኣብ መሰጋገሪ ስደተኛታት ኣይ ኦ ኤም ኣብ ኣጋዴዝ፡ ኒዤር። ኣልጄርያ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት እናገፈፈት ምስ ኒዤር ኣብ ዘዳ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጸብጻብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓይልታት ጸጥታ ሊብያ ምስ ኣሳገርትን ኣሻየጥትን ሰባት ከምዝተሓባበሩ ይኸስስ

ስእሊ፦ ሮይተርስ/ ሃኒ ኣማራ። ስደተኛታት ኣብ ቓርያን፡ ሊብያ፥ 12 ጥቅምቲ 2017። ሓደ ጉጅለ ክኢላታት እገዳ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መብዛሕትኦም ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ሰንሰለታት ኣሳገርትን ተቓወምቲ ጉጅለታ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ሊብያ ዝሰግሩ ስደተኛታት ዝጸዓነት መኪና ብምግምጣላ 19 ሰባት ይሞቱ

ስደተኛታት እተሰጋግር መኪና ደቡብ ምብራቕ ካብ ሊብያዊት ከተማ በኒ ወሊድ 60 ኪሎሜተር ርሒቓ ስልዘተገምጠለት 19 ስደተኛታት ሞይቶም ብዙሓት ድማ ቘሲሎም። ብመሰረት ሓበሬታ ኣህጉራዊ ውድብ ስደት፡ ኣርባዕተ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያ ናብ ማዕከን ኣፍሪቃ ዝኣቱ ተወሳኺ 80 ሚልዮን ዩሮ ኽትህብ ምዃና ኣፍሊጣ

ኢጣልያ ኣብ ልዕሊ እቲ 200 ሚልዮን ዩሮ ዝዓቐኑ ዘይሕጋዊ ስደተ ንምቅላስ ዝቘመ ማዕከን ኣፍሪቃ 80 ሚልዮን ዩሮ ክትውስኽ ምዃና ኣፍሊጣ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣንጀሊኖ ኣልፋኖ ኣብቲ ኣብ ሮማ ብ6 ለካ...
ዝያዳ ንምንባብ

ናብ ኤውሮጳ ብዛዕባ ምስጋር ዝወጸ ናይ ሓሶት ወረ ናብ ኒዠር ስደተኛታት የውሕዝ

ናብ ኤውሮጳ ኸም ድላይካ ናይ ምኻድ ዕድል ከምዝተረኽበ ዝገልጽ ናይ ሓሶት ወረታት ኣዝዮም ብዙሓት ስደተኛታት ናብታ ኣብ ኒዠር እትርከብ ከተማ ኣጋዴዝ ከምዝውሕዙ ይገብር ከምዘሎ ኢንፎማይግራንትስ ዝተባህለ ገ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ መንጎ ስደተኛታት ኣብ ዘጋጠመ ጐነጽ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብብርቱዕ ይጕድኡ

ኣብ ካሌ፡ ሰሜን ፈረንሳ፡ ሰለስተ እዋን ኣብ መንጎ ኣፍጋኒስታናውያንን ኤርትራውያንን ዘጋጠመ ናይ ጉጅለ እምባጋሮ፡ 5 ኣብ መንጎ 16ን 18ን ዝዕድሚኦም ኤርትራውያን ብተዅሲ ጥይት ብዝወረዶም መቝሰልቲ እቶም...
ዝያዳ ንምንባብ

ስጳኛ ሓለዋ ዶባታ ዘሐይል ሓገዝ ትረክብ

ስእሊ፥ ፍሮንቴክስ ። ኣባል ፍሮንቴክስ ኣብ ኮለላ። ኣብ 2017, ቊጽሪ ናይቶም ብምዕራባዊ ከባቢታት ማእከላይ ባሕሪ ናብ ስጳኛ ዝኣትው ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ከምዝዛየደ፡ ኣብ 2018 ድማ ክንህር ምዃኑ ወ...
ዝያዳ ንምንባብ

90 ስደተኛታት ኣብ ገማግም ሊብያ ኸምዝጠፍኡ ይግመት

ስእሊ፥ ኣሶሽዬይትድ ፕረስ። ልዕሊ ዓቕማ ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ወኪ ልጉዳይ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፡ ኣይ ኦ ኤም፡ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ካብ 90 ክሳብ 100 ስደተኛታት ጽዒና ኸ...
ዝያዳ ንምንባብ

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሊብያ ዝተዓግቱ ስደተኛታት ናብ ኒዤር ከጣይሶም እዩ

ካብ ሊብያ ዝተመልሱ ኣይቮራውያን ስደተኛታት ብ20 ሕዳር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣቢጃን ኣብ ዝበጽሑሉ ስእሊ፡ ኤይ ኤፍ ፒ ወኪል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ብ11 ታሕሳስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ኣብ ሊብያ ዝርከ...
ዝያዳ ንምንባብ