ነቲ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ ማቴዮ ሳልቪኒ ዘውጽኦ እማመ ምቕጻዕ ስደተኛታት ዘድሕና መራኽብ ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላትን ማሕብራት ግብረሰናይን ይቃወምዎ ኣለዉ። እቲ ሕጊ እተጸዲቑ እተን ህይወት ዘድሕ...
ዝያዳ ንምንባብ
ፖሊስ እንግሊዝ ብ11ን 12 ግንቦት ንመትረብ እንግሊዝ ብዘይሕጊ ዝሰግሩ ዝነበሩ 42 ስደተኛታት ሒዞም። እቶም ስደተኛታት ብሓለዋ ዶባት እንግሊዝ ናብ ሰብ መዚ ምቕባል መጻእተኛታት ተረኪቦም። ብመሰረት ሕጋገ...
ዝያዳ ንምንባብ
ፌረት ኣብ ምብራቕ ፈረንሳ እትርከብ 800 ሰባት ጥራይ ዝቕመጥዋ ንእሽቶ ኸተማ እያ። ንሓተትቲ ዑቕባ መዓጹኣ ድሕሪ ምኽፋታ፡ ኣብዚ እዋን ዕሽር ካብ ነበርታ ዀይኖም ኣለዉ። እዛ ኣብ ጥቓ ዶብ ስዊዘርላንድ ዘ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብቲ ከም ዝሕልዎ ዝገልጾ ዞባ ባሕሪ ኽነጥፍ ከምዘይጸንሐ ጀርመናዊ ማሕበር ምድሓን ህይወት ኣብ ባሕሪ ሲ–ኣይ ገሊጹ። ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ክንዲ እቲ ግቡ...
ዝያዳ ንምንባብ
ከንቲባታት 13 ከተማታት ፈረንሳ ናብ መንግስቶም ቅሉዕ ደብዳቤ ብምጽሓፍ ንሓትተቲ ዑቕባ ዝኸውን ተወሳኺ መአንገዲ ክህሉ ጠሊቦም። እቲ 23 ሚያዝያ 2019 ዝተጻሕፈ ደብዳቤ፡ “ከም ከንቲባታት ቀንዲ ኸተማታት...
ዝያዳ ንምንባብ
ቊጽሪ ናይቶም ካብ ሞሮኮ ተበጊሶም ናብ ስጳኛ ዝኣትው ስደተኛታት ብሰንኪ’ቲ እተን ሃገራት ኣብ ምድቓቕ መርበባት ዘይስሩዕ ስደት ዘካይደኦ ዘለዋ ሓባራዊ ቃልሲ ብልዕሊ ፍርቂ ነክዩ ምህላዉ ተሓቢሩ። ብመሰረታ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ጀርመናውይን ኣብ ልዕሊ ሓተቲ ዑቕባ ስደተኛታት ዘለዎም ኣሉታዊ ኣጠማምታ እንዳዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ፍሬድሪክ ኤልበርት ዝተባህለ ትካል ዘካየዶ መጽናዕቲ ከም ዘመልከቶ፡ ዋሕዚ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት...
ዝያዳ ንምንባብ
ሰላሳን ሽዱሽተን ብሓለዋ ዶባት ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ገማግም ኬንት ናይ እንግሊዝ ዝተታሕዙ 36 ስደተኛታት ናብ ፈረንሳ ወይ ካልኦት ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኽምለሱ ከምዝኽእሉ ይግለጽ ኣሎ። ብ22 ሚያዝያ 20...
ዝያዳ ንምንባብ
ቊጽሪ ናይቶም ኣብ 2018 ኣብ ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረት ተቐባልነት ዝረኸቡ ሓተቲ ዑቕባ ብ 40 ሚእታዊት ለጠቕ ምባሉ ቤት-ጽሕፈት ስታትስቲካዊ ሓበሬታ ኤውሮጳዊ ሕብረት ማለት ኤሮስታት ዝዘርገሖ ጸብጻብ ሓ...
ዝያዳ ንምንባብ