ቁጽሪ ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ዝሞቱ ስደተኛታት ይውስኽ

ማእከላይ ባሕሪ ሰጊሮም ኤውሮጳ ኽኣትዉ ኣብ ዝፍትኑሉ እዋን ኣብ ጉዕዞ ናይ ዝሞቱ ብዝሒ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ክወዳደር ከሎ ዳርጋ ብዕጽፊ ኸምዝዓበየ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (IOM) ገሊጹ። ቁጽሪ ኤውሮጳ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጉዳይ ስደት ኣብ ኣፍሪቃ ዝከታተል ላዕለዋይ ደረጃ ቤት ምኽሪ ቈይሙ

ጉዳያት ስደት ኣብ ኣፍሪቃ ዝከታተል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳይ ስደት ኣብ ኣፍሪቃ ኣብ ፈለማ እዚ ወርሒ ኣብ ላይበርያ ቈይሙ። እቲ 14 ኣባላት ዘለውዎ ላዕለዋይ ቤትምኽሪ ፕረሲደንት ላይቤርያ ኤለን ጆንሰን ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሊብያ፡ ስቓይ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ድጎና

Image Source: IOM ኣማኢት ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ውሽጢ ሓደ ብሊብያዊ ምልሻ ዝመሓደር መዳጎኒ ማእከል እንዳተሳቐዩ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ስእሊ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ድሕሪ ምዝርጋሑ ፡ ኣህጉራዊ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጀርመን፡ መነባብሮ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ንምምሕያሽ ተወሳኺ ገንዘባዊ ሓገዝ ክትህብ

ጀርመን ሕሰም መነባብሮ እቶም ኣብ መዳጎኒ ማእከላትን መዓስከራትን ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ንምምሕያሽ ከምዝውዕል ዝገለጸቶ ተወሳኺ 3.5 ሚልዮን ኤሮ ከም ሓገዝ ክትህብ ምዃና ገሊጻ። ጀርመን ብመንገዲ እቲ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ካብ ኤውሮጳ ናብ ኣሰጋገርቲ ደቅ-ሰብ ኣብ ሊብያ ዝበጽሕ ንብረት ክዕገት

ካብ ኤውሮጳ ብመልክዕ ሰደድ ወጺኦም ኣሰጋገርቲ ደቅ-ሰብ ኣብ ዘይሕጋዊ ንጥፈታቶም ዝጥቀሙሎም ከም ናይ ፕላስቲክ ጃላቡ፡ ሞተረታትን ካልኦት ጥረነገራትን ናብ ኢድ እቶም ገበነኛታት ንኸይበጽሕ ክስራሕ ምዃኑ ኤ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ዞባ ሳሕል ዘይሕጋዊ ስደትን ግብረሽበራን ንምቅላስ ገንዘብ ይቕርብ

ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ምዕራባዊ ክፋል ዞባ ሳሕለ-ሳሃራ ግብረ-ሽበራ፡ ዘይሕጋዊ ዋሕዚ ስደትን ንጥፈታት መርበባት ዘይሕጋዊ ንግዲ ደቅ-ሰብን ንምቅላስ 50 ሚልዮን ኤሮ ከውፍር ምኻኑ ተገሊጹ። እቲ ተቐሪቡ ዘሎ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያ ንሊብያ ብደቡብ ምስዘዳውብኣ ሃገራት ስደት ንምዕጋት ዝዓለመ ስምምዕ ከቲማ

ኢጣልያ ኣብ ኒጀርን ጫድን መቐበሊ ስደተኛታት ዝኸውን ስደተኛታት ሊብያ ኸይበጽሑ ኸለዉ ንምዕጋት ዝዓለመ ስምምዕ ከቲማ። እቲ ኣብ ኣኼባ ሚኒስተራት ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ፡ ሊብያ፡ ጫድን ኒጀርን ዝተበጽሐ ስ...
ዝያዳ ንምንባብ

ግሪኽ፡ ምጽራይ ዘይወግዓዊ መዓስከር ስደተኛታት ኣብ ኣቴንስ

LOUISA GOULIAMAKI/AFP/Getty ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ናይ ወርሒ ሰነ፡ ሓይልታት ጸጥታ ግሪኽ ኣብ ከተማ ኣተንስ ኣብ ዝርከብ ህንጻ ናይ ዝኣረገ መዓርፎ ነፈርቲ ክነብሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ስደተኛታት ከ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኡጋንዳ፥ ዋዕላ ብጉዳይ ስደተኛታት

ዋሕዚ ስደተኛታት ካብ ኣፍሪቃ ንምግታእ፡ ኣብታ ኣህጉር ቊጠባዊ ወፍርን ነጻነት ምንቅስቓስ ሰባትን ክሕይል ከምዝግባእ ኣብ’ቲ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት ዝተቓንዐ ሳልሳይ መድረኽ ፓን-ኣፍሪቃ ኣብ...
ዝያዳ ንምንባብ