ሓይልታት ፖሊስ መንግስቲ ሱዳን ብ 30 ሚያዝያ ኣብ ምብራቓዊት ዞባ ገዳርፍ ብዕጡቓት ኣሰጋገርቲ ጂሆ ተታሒዞም ዝጸንሑ 56 ስደተኛታት ናጻ ከምዘውጽኡ፡ ካብቲ ከባቢ ዝተፈነወ ዜና ኣረዲኡ። ብመሰረት ሓበሬታ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ዶባት ንዝረአ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት ከምኡ’ውን ዕጸ-ፋርስ ንምግታእ ፥ ሓይልታት ኢትዮጵያን ሱዳንን ሓባራዊ ስርሒታት ሓለዋ ዶብ ከምዝጀመሩ መንግስታት ኣተን ሃገራት ብወግዒ ገሊጾም። እቲ ሓባራዊ ሓይ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብመሰረት ጸብጻብ ወኪል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ 2017 ማእከላይ ባሕሪ ሰጊሮም ኤውሮጳ ኽበጽሑ ናይ ዝሞቱ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 1000 ኣትዩ ኣሎ። እዚ ቑጽሪ ካብቲ ናይ ዓሚ ኣብ ተመሳሳሊ ወቕቲ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሃንጋሪ ነቶም ብመንገዲ ጎረቤት ሃገር ሰርቢያ ዝኣትውዋ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንምኽልካል ክትሃንጾ ዝወርሐት ካልኣይ ጽኑዕ ሓጹር ከምዝዛዘመቶ፡ ካብታ ሃገር ዝተፈንወ ዜና ኣረዲኡ። እቲ ሓጹር ን 155 ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብመሰረት ዝሓአፈ ወርሒ ኣብ ሃርቫርድ ዩኒቨርሲቲ ዝወጸ መጽናዕቲ፡ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ግሪኽ ዘጋጥም ጾታዊ ተርእዮ ምዝመዛ ህጻናት እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ። እቲ “Emergency within an Emer...
ዝያዳ ንምንባብ
ልዕሊ 100 ስደተኛታት ተጻዒኖምላ ዝነበሩ ናይ ተነፋሒ ፕላስቲክ ተንሳፋፊት ኣብ ጥቓ ትሪፖሊ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ስለዝጠሓለት፡ 97 ዝበጽሑ 15 ደቀንስትዮን ህጻናትን ዝርከብዎም ተሳፈርታ ከምዝሞቱ ይሕ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስቲ ሱዳን ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ፡ 136 ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝጠረዘ ተገሊጹ። ብመሰረት ሓበሬታ ሬድዮ መድረኽ 56 ካብቶም ዝተጠረዙ ስደተኛታት ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ክኾኑ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሃገራዊ ባይቶ ዓዲ-ጥልያን መስርሕ ምጽራይ ጠለባት ዑቕባን፡ ገደብ ናይቲ ነቶም ጠለባት ንምምላስ ዝውሰድ ግዜን ንምቅልጣፍ ዝዓለመ ሓድሽ ሕጊ ንተግባራውነት ከምዘብቀዐ ተሓቢሩ። እቲ ኣብ መጻንሒን መንበሪን ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኤውሮጳዊ ሕብረት ድሕነት ስደተኛታት ንምውሓስን ዘይሕጋዊ ዋሕዚ ስደት ንምውጋድን ዝዓለመ መደብ ንምድልዳል፡ ተወሳኺ 90 ሚልዮን ኤሮ ንሊብያ ክህብ ምዃኑ ተሓቢሩ። እቲ ሓገዝ ብመንገዲ’ቲ ናብ ኣህጉር ኣፍሪ...
ዝያዳ ንምንባብ