TMP – 16/04/2017 ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ኣብ 2017 ክሳብ 10,000 ዝበጽሑ መብዛሕትኦ ካብ ኣፍሪቃ ዝመጹ ስደተኛታት ክመልስ መዲቡ ኣሎ። ኣብ 2016 እቲ ትካል 2,775 ስደተኛታት...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP – 16/04/2017 ልዕሊ 60 መራሕቲ ቐቢላታት ምድረበዳታት ደቡብ ሊብያ ከም ኣምሳያ ዝጠለብዎ ረድኤትን ልምዓታዊ ሓገዝን ናብ ማእከላይ ባሕሪ ዘምርሐ ዋሕዚ ስደተኛታት ክዓግቱ ተሰማሚዖም። ...
ዝያዳ ንምንባብ
ዓመት ድህሪ’ቲ ኣብ መንጎ ሕብረት ኤውሮጳን ቱርኪን ዝተፈረመ ዋሕዚ ስደተኛታት ናብ ኤውሮፓ ዝዓለመ ዝምምዕ፡ ስደተኛታት ህጻናት ንኽጥረዙ፡ ክእሰሩ፡ ክምዝመዙን ክሳቐዩን ዘገድድ ዝከፍአ ኩነታት ይገጥሞም ከም...
ዝያዳ ንምንባብ
ጨናፍራት ኣህጉራዊ ውድብ ስደት (IOM) ኣብ ሊብያን ቱኒዝያን ፣ ኣብተን ሃገራት ተዓጊቶም ኣብ ሕሰም ወዲቖም ንዝጸንሑ ዜጋታት ሃገራት ምዕራብን ማእከላይን ኣፍሪቃ ዝኾኑ ልዕሊ 372 ዘይሕጋውያን ስደተኛታት...
ዝያዳ ንምንባብ
ኤውሮጳዊ ሕብረት ምስ ትካል ኢንዱስትራልያዊ ልምዓት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UNIDO) ብምስምማዕ፡ ኣብ ሱዳን ዝተዛነቐ ዕድላት ስራሕን ቊጠባዊ ዕብየትን ንምስሳን ዝዓለመ ሓድሽ መደብ ንምዕዋት 3 ሚልዮን ኤ...
ዝያዳ ንምንባብ
ስደተኛታት ልዑል ሓደጋ መልከፍቲ መድሃኒት ዝጻወር ሕማም ዓባይ ሰዓል ከምዘንጸላልዎም፡ ሓደ ኤውሮጳዊ ማእከል መጽናዕቲ ተላገብቲ ሕማማት ኣጠንቂቑ። ኣፋውስ ዝጻወር ዓይነታት ሕማም ዓባይ ሰዓል ብቐሊሉ ኣብ ዝ...
ዝያዳ ንምንባብ
26 ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝሰግሩ ስደተኛታት ሒዛ እትጕዓዝ ዝነበረት ናይ ጽዕነት መኪና ኣብ ሰሜን ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ሑመራ ስለዝተገምጠለት፡ ሓደ ክመውት ከሎ፡ ብዙሓት ቈሲሎ...
ዝያዳ ንምንባብ
ዋና ኣኽባሪ ሕጊ ናይ ሓደ ኣብ ሲቺልያ ዝርከብ ቤትፍርዲ፡ ነቲ ካብ ሰሜን ኣፍሪቃ ናብ ኤውሮጳ ስደተኛታት ዘሳግሩን እተን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሰባት ዘድሕና ጃላቡን ተወዲቦም ይሰርሑ ኸይህልዉ ንምርግጋጽ ዝገ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP – 07/04/2017 ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ መርከል ኣብ ፈለማ መጋቢት ናብ ሰሜን ኣፍሪቃ ምስ መራሕቲ ግብጽን ቱኒዝያን ተጓዒዛ ጉዳያት ስደትን ቁጠባዊ ልምዓትንን ዘትያ። ጀርመን ምስዘን ክ...
ዝያዳ ንምንባብ