TMP – 23/04/2017 ሃንጋሪ ንኹሎም ዑቕባ ዝሓቱ ስደተኛታት ኣብ ዶባታ ኣብ ዝቘሙ መዓስከራት ኣብ ናይ መራኽብ ኮንተይነራት ክትዕሽጎም እያ። ብመሰረት እቲ ብ28 መጋቢት ዝጸደቐ ሕጊ፡ ኩሎም ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP – 23/04/2017 ብ 6 ሚያዝያ ፡ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣሰጋገርቲ ኢዮም ምስ ዝበሎም ወገናት ኣብ ዝተኻየደ ብረታዊ ጎነጽ 4 ጥርጡራት ከምዝጠቐትሉ ካብቲ ከባቢ ዝተፈነወ ዜና ኣረዲኡ። ወ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP – 23/04/2017 ብመሰረት ኣብ ቀረባ እዋን ዝተዘርግሐ ጸብጻብ ኦክስፋም፡ ብሰብመዚ መንግስታት ኣብ መስመር ስደት ሃገራት ምዕራባዊ ባልካን ዝግበር ዓመጽ፡ ጭካነን ዘይሕጋዊ ኣተሓሕዛን ስደ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP -22/04/2017 ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ሓያሎ ስደተኛታት ከም ባራዩ ክሳዕ 500 ዶላር ኣሜሪካ ብዝበጽሕ ዋጋ ኣብ ዕዳጋታት እታ ሃገር ክዕደጉን ክሽየጡን ይረአ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ውድብ ስደት ስክፍታኡ ገ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP – 22/04/2017 ካብታ ኣብ ሰሜን ፈረንሳ እትርከብ ከተማ ዳንኪርክ ውጽእ ኢልካ ኣብ ግራን-ሲንት ዝተደኰነ መዓስከር ስደተኛታት ብለይቲ ሰኑይ 10 ሚያዝያ ብርቱዕ ቃጸሎ ኣጋጢምዎ። ካብቲ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ቤት-ፍርዲ ግብጺ ኣብ ህልቂት’ቶም ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ናይ 2016 ኣብ ገማግም ማያት እታ ሃገር ኣብ ሓደጋ መርከብ ሂወቶም ዝሰኣኑ 200 ስደተኛታት ገበነኛታት ኮይኖም ዝረኸቦም 56 ኣሰጋገርቲን ተ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP – 21/04/2017 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት ናይ’ዚ ዓመት ፡ 22 ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣሳፊራ ካብ ማያዊ ገማግም ከተማ ኩዛዳዚ ናይ ቱርኪ ዝተበገሰት ጃልባ ነዊሕ ከየርሓቐት ብምጥሓላ፡...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP – 21/04/2017 ጥልያን ነቲ ምስ ሊብያ ዝተበጽሐ ስምምዕ ምዕጋት ስደተኛታት ንምድልዳል ዝሕግዝ ዋዕላ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሃገራት ማእከላይ ባሕሪ ኣአንጊዳ። እቲ ኣብ ለካቲት ዝተበጽ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP – 17/04/2017 ኣብ ኣውስትሪያ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታትን፡ ዝነብሩሉን ዝናበሩሉን ማእከላትን ዝካየዱ መጥቃዕትታት ኣብ ዓመተ 2016 ብዕጽፊ ከምዝዛየዱ፡ እዋናዊ ጸብጻብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ...
ዝያዳ ንምንባብ