ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣብ መንጎ ሊብያን ኒጀር ዘሎ ዶብ ክዓጹ ጻውዒት ቀሪቡ

ኣብዛ ሒዝናያ ዘለና ዓመት ልዕሊ 1,200 ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ማእከላይ ባሕሪ ኽሰግሩ ሞይቶም ኣብ ዘለዉሉ እዋን፡ ኣብ ደቡባዊ ዶብ ሊብያ ወተሃደራዊ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ክቐውም ጻውዒት ይቐ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሊብያ ምስግጋር ሰባት ንምዕጋት ጻዕርታታ ተሐይል

Photo source: DAMEN   ልዑል ቁጽሪ ምስግጋር ሰባት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ናብ ገማግም ኢጣልያ ንምዕጋት ዘኽእል ዓቕሚ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ንምሕያል ኢጣልያ ንሊብያ ኣርባዕተ ዝተሓደሳ ናይ ሓ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ምድረበዳ ዝሞቱ ስደተኛታት ካብቶም ኣብ ባሕሪ ዝሞቱ ይበዝሑ

እንተወሃዱ 44 ዝበጽሑ ስደተኛታት ናብ ሊብያ እናተጓዕዙ ኸለዉ ኣብ ምድረበዳ ሰሜናዊ ኒጀር መኪና ስልዝተሰብረቶም ብጽምኢ ማይ ሞይቶም። ብመሰረት ሓደ ኣፈኛ ቀይሕ መስቀል፡ ሽዱሽተ ካብኣቶም ዝደሓና ደቀንስት...
ዝያዳ ንምንባብ

ጀርመን፥ ንሕቶ ዑቕባን መጥረዝቲን ዝምልከት ተሪር ሕጊ

ሃገራዊ ባይቶ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ሓተቲ ዑቕባ ስደተኛታት ክስረሓሎም ዝጸንሑ ሕግታት ክኸሩ ወሲኑ። እቶም ክኸሩ ተወሲኖም ዘለው ሕግታት፡ ዝተነጽጉ ሓተቲ ዑቕባ ብቐሊሉ ዝጥረዙሉን ንዘቤታዊ ጸጥታ ጀርመን ስግኣ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሊብያ፥ ኣሰጋገርቲ ሰባት ንስደተኛታት ብሂወቶም እንከለው ይቐብሩ

ኣብ ሊብያ ዝነጥፉ ኣሰጋገርቲ ደቅ-ሰብ ረብሓታቶም ንምሕላውን ዝውጥንዎም ጉዕዞታት ባሕሪ ከይሰናኸሎምን ካብ ዝብል፡ ብምኽንያት መቚሰልቲን ሕማምን ናብ ጀላቡ ክሰቀሉን ጉዕዞ ባሕሪ ክብድሁን ኣይክእሉን’ዮም ን...
ዝያዳ ንምንባብ

ሰብ መዚ ኢጣልያ ልዕሊ 1000 ስደተኛታት ኣብ ወርሒ ይጥርዙ

ሰብ መዚ ኢጣልያ ኣብዚ ዓመት 6,242 ዝተነጽጉ ሓተትቲ ዑቕባ፡ ማለት ማዕረ 1000 ኣብ ወርሒ፡ ናብ ሃገራቶም መሊሶም። እዚ ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ኣሃዛት ክወዳደር ከሎ ናይ 24% ወሰኽ እዩ። መብዛሕትኦ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኤውሮጳዊ ሕብረት ምስ ኣፍሪቃ ዝጸንሖ ዝምድናታት ንምሕያል ይእምም

ኮሚሽን ኤውሮጳ፡ ኣብ ኣብ ሞንጎ ኤውሮጳን ኣፍሪቃን ኣብ ጉዳይ ዘይሕጋዊ ስደት፡ ሽቕለት ኣልቦነትን ጸጥታን ኣስራሕቲ ፍታሓት ከምጽእ ይኽእል’ዩ ዝበሎ ስትራተጂካዊ ዝምድና ንምሕያል ዝመደቦም እማመታት ሰሪዑ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያ ምስግጋር ሰባት ንምቍጽጻር ዝሕግዛ ጃላቡ ንሊብያ ወፍያትላ

ኢጣልያ ክልተ ኻብተን ዓሰርተ ንሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኽወሃባ ዝተመደባ፡ ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ንምድሓንን ናብ ሊብያ ንምምላሶምን ዝሕግዛ ጃላቡ ንሊብያ ኣረኪባታ። እዚ ክፋል ናይቲ ስደተኛታት ናብ ገማ...
ዝያዳ ንምንባብ

ብመንገዲ ኒጀር ናብ ሊብያ ዘብል ዋሕዚ ስደተኛታት ይጎድል

ኢውሮጳዊ ሕብረት ፡ ኒጀር ኣንጻር ዘይሕጋዊ ንግዲ ደቅ-ሰባትን ዋሕዚ ስደትን ንምግታእ ዘኽእላ ገንዘባዊ ሓገዝ ክህብ ድሕሪ ምምብጻዑ፡ ቊጽሪ’ቶም ካብታ ሃገርን ብመንገዳን ንሊብያ ዝሰግሩ ስደተኛታት የንቆልቁ...
ዝያዳ ንምንባብ