ኤውሮጳዊ ሕብረት ዋሕዚ ስደተኛታት ንምቍጽጻር ኣብ ዝገብሮ ቓልሲ ደገፍ ክዀኖ፡ ንወተሃደራዊ ኣሃዱታት ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ከዕጥቕ ዝእምም ሓሳብ ኣብ ከም እማመ ቐሪቡ። ካብተን ቀዳሞት ናብ ኤውሮጳ ዝኣ...
ዝያዳ ንምንባብ
20 ጥሪ፥ 2016 ሓደ ብመስከረም ኣብ ኢጣልያ ዝተታሕዘ ኣስጋሪ ብዝምልከት ዝተዋህበ ቃል መሰኻኽር፡ ብዛዕባ ንስደተኛታት ኣብ ኢድ ኣስገርቲ ናይ ምድረበዳ ሳሃራ መዳጐኒታት ተታሒዞም ከለዉ ዘጋጥሞም ብርቱዕ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ዝሰግሩ ዝነበሩ 91 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ መንነቱም ዛጊት ብዘይተፈልጠ ኣብ ምብራቓዊ ከባቢታት ሱዳን ከምዝነጥፍ ዝተነግረሉ ዕጡቕ ጉጅለ ከምዝተጨውዩ ሬድዮ ኤረና ኣቃሊሓ። እታ ሬ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ መወዳእታት 2016 ብሓደ ዋሕዚ ስደት ዝከታተል መጽናዕታዊ ትካል ዝተኣከበ ሓበሬታ እንተወሓደ 85% ካብ ምዕራብን ምራቕን ኣፍሪቃ ዝብገሱ ስደተኛታት ብዛዕባ ኣብቲ መገዲ ኸጋጥም ዝኽእል ሓደጋን ዘሎ ኹነ...
ዝያዳ ንምንባብ
ጥልያንን ጀርመንን ንዋሕዚ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ናብ ሃገረን ብሓፈሻ ናብ ኤውሮጳ ድማ ብፍላይ ኣብ ምግታእ ልዑል ጽልዋ ክህልዎም`ዩ ዝበለኦም ስጒምትታት የኽርራ ምህላወን ተገሊጹ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ 201...
ዝያዳ ንምንባብ
ምስተን ቀዳሞት 12 መዓልታት ናይ 2016 ክወዳደር ከሎ፡ ቁጽሪ ናብ ኤውሮጳ ዝውሕዙ ስደተኛታት ብ95% ቀኒሱ። ብመሰረት ጸብጻት ኣህጉራዊ ውድብ ጉዳይ ስደተኛታት፡ ኣብተን ቀዳሞት 12 መዓልታት 2016 ገማ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብዓርቢ 13 ጥሪ ካብ ሊብያ ተበጊሶም ማእከላይ ባሕሪ ኽሰግሩ ዝፍትኑ ዝነበሩ ልዕሊ 180 ስደተኛታት ብቐዳም 14 ጥሪ ጃላባኦም ኣብ ማእከል ባሕሪ ስለዝተበላሸወት ከምጠሓሉ ተረጋጊጹ። ካብቶም ተጻዒኖም ዝነበ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብመሰረት ኣብ መንጎ መንግስቲ ጥልያንን ብውዱብ ሕቡራት ሃገራት ዝድገፍ ሓድነታዊ መንግስቲ ሊብያን ዝተበጽሐ ንዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ-ሰብን ግብረሽበራን ምቅላስ ዝዕላማኡ ስምምዕ ፡ እዋናዊ መንግስቲ ጥልያን...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ዝስዕብ ሰለስተ ዓመታት ናብ ኤውሮጳ ዝኣንፈቱ ዋሕዚ ስደተኛታት ብልዑል ናህሪ ክውስኽ ትጽቢት ኣብ ዝግበረሉ ዘሎ ግዜ፡ እንግሊዝ ንዋሕዚ ስደት ካብ መበገሲኡ ንምዕጋት ዝሓየለ ስጕምትታት ክትወስድ እያ። ...
ዝያዳ ንምንባብ