ስዊዘርላንድ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዝጸንሓ ኣተሓሕዛ ተኽርር

መጋባእያ ከተማ ሰይንት-ጋለን ናይ ስዊዘርላንድ ፥ ጸኒሕ ውሕስነት ዑቕባ`ቶም ናብታ ሃገር ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ዝኣትዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ክጸብብ በዪኑ። እቲ መጋባእያ ኣብ`ቲ ብ 2 ለካቲት ዘሕለፎ ብይን...
ዝያዳ ንምንባብ

ላዕለዋይ ቤት-ፍርዲ ኢትዮጵያ ንሽዱሽተ ኣሰጋገርቲ ብጽኑዕ ክእሰሩ ፈሪዱ

ኣብ ዓመተ 2015፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን ንግድን ደቂ-ሰብ ንዝነጥፉ ገበነኛታት ብትሪ ዝቐጽዕ ሕጊ ዘሕለፈ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ፥ ተግባራዉነት እቲ ሕጊ ከካዉን ጀሚሩ ከምዘሎ ይግለጸሉ ኣብ ዘሎ ...
ዝያዳ ንምንባብ

መራሕቲ ኤውሮጳዊ ሕብረት መስመር ካብ ሰሜን ኣፍሪቃ ዝብገስ መስመር ስደተኛታት ክዓጽዉ ተሰማሚዖም

መራሕቲ ኤውሮጳዊ ሕብረት ካብ ገማግም ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ሰባት ዝጸዓና ጃላቡ ዘበግሱ ኣሰጋገርቲ ስጕምቲ ኽወስዱ ተሰማሚዖም። እቲ ብ3 ለካቲት ኣብ ቫሌታ፡ ርእሰ ኸተማ ማልታ ዝተበጽሐ ሓድሽ ስምምዕ፡ ኣብቲ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ብመንገዲ ኣጻምእ ሳሃራ ናብ ኤውሮጳ ሰባት ዘሰጋግርሩ ገበነኛታት፣ ንትሕቲ ዕድመ ደቅንስትዮ ስደተኛታት መከላኸሊ ጥንሲ ይወግኡ

TMP – 20/02/2017 ብምንገዲ ኣጻምእ ሰሃራ ናብ ኤውሮጳ ሰባት ዘሰጋግርሩ ገበነኛታት፣ ንትሕቲ ዕድመ ደቅንስትዮ ስደተኛታት ብመርፍእ ዝውሰድ መድሃኒት መከላኸሊ ጥንሲ ይወግኡወን ከምዘለዉ ተገሊጹ። ደቅ...
ዝያዳ ንምንባብ

ልዕሊ ፍርቂ ካብ ኤውሮጳውያን፡ ኣመንቲ ምስልምና ምእታው ክኽልከሉ ይድግፉ

TMP – 20/02/2017 ልዕሊ ፍርቂ ካብ ኤውሮጳውያን ድሕሪ ሕጂ ኣመንቲ ምስልምና ካብ ዝበዝሑለን ሃገራት ዝስዕብ ተውሳኺ ዋሕዚ ስደተኛታት ይቃወሙ። ነዚ መጽናዕቲ ዘካየደ ቻታም ሃውስ ዝተባህለ ኣብ ሎንደ...
ዝያዳ ንምንባብ

መንግስቲ ሆላንድን እንግሊዝን ቁጽሪ ዝሕዝዎም ናብ እንግሊዝ ዝሰግሩ ስደተኛታት ይውስኽ

መንግስቲ ሆላንድ ኣብ ምሕላው ዶባት ክገብሮ ዝጸንሐ ጽዑቕ ጸጥታዊ ምክትታል ቍጽሪ ዝተሓዙ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ክውስኽ ከምዘኽኣለ ገሊጹ። ኣብዚ ዝሓለፈ 3 ወርሒ መንግስታት ሆላንድን እንግሊዝን 430 ዝበ...
ዝያዳ ንምንባብ

ፖሊስ ዓዲ ጥልያን ኣብ ምስግጋር ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ዝነጥፍ መርበብ ገበነኛታት ኣዳቒቚ።

ፖሊስ ዓዲ-ጥልያን ፡ ኣብ ምስግጋር ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ክነጥፍ ምጽንሑ ንዝገለጾ መርበብ ገበነኛታት ከምዘዳቐቐ ፣ ማዕከን ዜና ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ሓቢሩ ። እቲ ብዜጋታት ግብጺ፣ ሱዳን ፣ ሃገራት ምብ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ኣፍሪቃ ዝትከል መዓስከራት ስደተኛታት መካየዲ ክኸፍል’ዩ

ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ዝቐውም መዓስከራት ስደተኛታት ብገንዘብ እተን ሃገራት ዝካየደሉ መገዲ ብምርካብ፡ ንዋሕዚ ናይቶም ብግሪኽን ኢጣልያን ዝኣትዉ ስደተኛታት ክቕንስዎ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሱዳን ናብ ሊብያ ዝሰግሩ ዝነበሩ 64 ዘይሕጋዉያን ስደተኛታት ኣሲራ።

‘ሓይልታት ንጡፍ ግብረመልሲ ሱዳን’ (RSF)፣ ብ 24 ጥሪ 2017 ካብ ሰሜናዊ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ናብ ሊብያ ክሰግሩ ዝረኸቡዎም 64 ዘይሕጋዉያን ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ከምዝቐየዱ፣ መጽሄት ሱዳን ትሪ...
ዝያዳ ንምንባብ