ሓደጋታት ዘይስሩዕ ጉዕዞ ስደት ካብ ኢትዮጵያ

ናብ ኤውሮጳ ብዘይስሩዕ ኣገባብ ኽትስደዱ ትሓስቡ ሰባት ዲዂም፧ ወይ’ውን እዚ ሓሳብ እዚ ዘለዎም ሰባት ትፈልጡ’ዶ፧ እዚ ማለት፡ ናብ ኤውሮጳ ብዘይ ዝኾነ ብቚዕ ቪዛን ናይ ጉዕዞ ሰነድን ፡ ወይ’ውን ካብ ወግዓውያን ናይ ኢሚግሬሽን ነቚጣታት ተሓቢእኩም ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ክትኣትዉ ትሕሳቡ ስደተኛታት ዲዂም።

ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኤውሮጳ ዝግበር ዘይስሩዕ ጉዕዞ ስደት ኣዝዩ ሓደገኛ እዩ። ስደተኛታት ኣብ ነፍሲ ወከፍ ምዕራፍ ጉዕዞኦም ን ዝተፈላለዩ በደላትን ምዝመዛን ዝተቓልዑ እዮም።

ካብ ዘይስሩዕ ጉዕዞ ስደት ተኣሊኹም ዘተኣማምንን ውሑስን ውሳኔ ኽትወስዱ ንምኽኣል ፡ ዘይስሩዕ ጉዕዞ ስደት ዘለዎ ሓደጋታት ብሕጽር ዝበለ ነዚ ይመስል ፡

ኣካላዊ ሓደጋታት

ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኤውሮጳ ክበጽሑ ዝብገሱ ስደተኛታት ብብዙሓት ኣሸገርቲ...
ዝያዳ ንምንባብ

ፋይናንሳዊ ሓደጋታት

ሕጋዊ ቪዛ ከይሓዝኩም ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኤውሮጳ ንምብጻሕ ክንደይ ገንዘብ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓደጋታት ንደቅ-ንስትዮን ቆልዑን

ካብ ሃገራት ቀርኒ-ኣፍሪቃ ናብ ኤውሮጳ ዘሎ ጉዕዞ ስደት ብፍላይ ንቆልዑን...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣካፍሉ