TMP – 14/03/2017 ብሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ብ3 መጋቢት ድሕሪ ዝተገብረ ስርሒት ምድሓን ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ኽበጽሑ እንተወሓዱ 25 ዝበጽሑ ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP – 13/03/2017 ሃንጋሪ ነቶም ብመንገዲ ጎረቤት ሃገር ሰርቢያ ብዘይጸገም ዝኣትውዋ ዘለው ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንምኽልካል ካልኣይ ጽኑዕ ሓጹር ትሃንጽ ከምዘላ ተገሊጹ። ብመሰረት ጸብጻ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP – 12/03/2017 ሬሳታት ናይ 13 ኣብ ኮንተይነር ተዓጽዮም ብሕጽረት ትንፋስ ዝሞቱ ስደተኛታት ኣብ ጥቓ ሓንቲ ኣብ ምዕራባዊ ሊብያ እትርከብ ከተማ ተረኺቡ። እቶም ዝሞቱ ክልተ ትሕቲ ዕድመ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP – 11/03/2017 ኣብ ሰሜናዊ ፈረንሳ እትርከብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ንስደተኛታት ዝግበር ናይ መግቢ ምጽወታ ዝኽልክል ኣዋጅ ኣውጺኣ። ዕላማ ናይቲ ምእጋድ ንስደተኛታት ዝዕደል መዐንገሊ እቲ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP – 10/03/2017 ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ዝነቐሉ ኣስታት 75 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ዶባት እተን ሃገራት ብሓደጋ መኪና ሂወቶም ከምዝሰኣኑ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ሓቢሩ። እቲ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብ 21 ለካቲት 2017፡ ሓይልታት ሃገራዊ ስለያን ጸጥታን ሱዳን ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲ ደቂ-ሰብ ብዝነጥፍ ጉጅለ ኣብ ከባቢ ሚደሲሳ ናብ ዞባ ከሰላ ጁሆ ተታሒዞም ዝጸንሑ 29 ኤርትራያን ስደተኛታት ነጻ ከምዘው...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP – 10/03/2017 እንግሊዝ ካብተን ኣብ ኤውሮጳ ዝርከባ ሃገራት ንሓተትቲ ዑቕባ ዝኸፍአት ሃገር ምዃና፡ ጋዜጣ ዘ ጋርድያን ብዘየካየዶ መጽናዕታዊ ትንተና ኩነታት ሓደስቲ ሓተትቲ ዑቕባ ኣረጋ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP – 07/03/2017 ጀርመን ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ስደተኛታት ብዜጋታት እታ ሃገር ዝፍጸሙ መጥቃዕትታት ይዛይድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ብመስረት ጸብጻብ ሚኒስትሪ ዉሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ፥ ኣብ ዓመ...
ዝያዳ ንምንባብ
TMP – 06/03/2017 ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት ኣብ 2017 ናይ ዝሞቱ ቍጽሪ ስደተኛታት ድሮ 366 ከምዝበጽሐ ገሊጹ። ናይቲ ውድብ ጉዳይ ዝጠፍኡ ሰባት ዝከታተል ፕሮጀክት መብዛሕትኦም ካብቶ...
ዝያዳ ንምንባብ