ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ካብ ኤውሮጳዊ ሕብረትን መንግስቲ ሆላንድን ናይ 30 ሚልዮን ኤሮ ልምዕታዊ ሓገዝ ይረኽቡ

TMP- 04/03/2017 ኤውሮጳዊ ሕብረትን መንግስቲ ሆላንድን ናይ ኤውሮጳ ንዘምርሕ ዋሕዚ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንምግታእ ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ዝርከቡ ስደተኛታት ዘነጻጸረ 30 ሚልዮን ኤሮ ዝሰልዑሉ ሓድ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሬሳ 74 ስደተኛታት ኣብ ማያዊ ገማግም ሊብያ ተኣኪቡ

TMP – 28/02/2017 ብ 21 ለካቲት፣ ኣሃዱታት ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ማያዊ ገማግም ሴመናዊት ከተማ ዛውያ ብማዕበል ናይ ዝተገፍዑ 74 ሬሳ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ከምዝኣከበ ካብታ ሃገር ዝ...
ዝያዳ ንምንባብ

ምዕራብ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ናብ ሃገራቶም ተመሊሶም

TMP – 24/02/2017 ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (IOM) 334 ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ሃገራቶም መሊሱ። ብ14ን 16ን ለካቲት ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ብኽልተ ሕዙኣት በረራታት 334 ስ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጥልያን ቀዳማይ እብረ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣሰልጢና

TMP – 24/02/2017 ጥልያን ከም ኣካል ናይቲ ካብ ገማግም ሰሜን ኣፍሪቃ ዝብገስ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምዕጋት ምስ ሊብያ እትገብሮ ምትሕብባር፡ ቀዳማይ እብረ ስልጠና ኣባላት ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ሱዳን 1500 ግዳያት ዘይሕጋዊ ንግዲ ደቂ-ሰብ ነጻ ኣውጺኦም

TMP – 24/02/2017 ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ሱዳን ኣብ ከባቢታት ምብራቓዊ ክፋል’ታ ሃገር ብኣሰጋገርቲ ጅሆ ተታሒዞም ንዝጸንሑ ልዕሊ 1500 ስደተኛታት ነጻ ከምዘውጽኡ፣ ጋዜጣ ኣልጣርቕ ሓቢራ...
ዝያዳ ንምንባብ

ህይወት ንምድሓን ዝግበር ጻዕሪ እናወሰኸ፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጥም ሞት ይውስኽ

TMP – 24/02/2017 ህይወት ንምድሓን ዝሰርሓ መራኽብ በዚሐን ክነሰን፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጥም ሞት ካብ መወዳእታ 2016 ክሳብ ሕጂ እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ፡ ኣብ ቀረባ እዋን ብፍሮንቴክስ...
ዝያዳ ንምንባብ

ፖሊስ ዶባት ፈረንሳ ስደተኛታት ናብ እንግሊዝ ዘስግር ዝነበረ ጉጅለ ተቘጻጺሮም

ፖሊስ ዶባት ፈረንሳ ካብ ወደብ ካሌ ናይ ፈረንሳ ናብ እንግሊዝ ስደተኛታት ዘስግሩ ዝነበሩ ጉጅለ ኣሰጋገርቲ ከምዝሓዘ ገሊጹ። ንግሆ 7 ለካቲት ብጻዕቂ ዝተኣከቡ ኣባላት ፖሊስ ኣብ ካሌ ዝርከባ እቶም ኣስገርቲ...
ዝያዳ ንምንባብ

እንግሊዝ ስደተኛታት ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ኤስያን ላቲን ኣመሪካን ክዕቈቡ ዝሕግዝ 30 ሚልዮን ፓውንድ ተማባጺዓ

ብውድብ ሕቡራት ዝተሓንጸጸ ስደተኛታት ናብ ኤስያን ላቲን ኣመሪካን ከዕቍብ ዝተሓስበ መደብ ካብ እንግሊዝ ናይ 30.3 ሚልዮን ፓውንድ ሓገዝ ክብርከተሉ’ዩ። ቀዳመይቲ ሚኒስተር እንግሊዝ ቴሬዛ መይ ስደተኛታት ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ብጃላቡ ዝጕዓዙ ስደተኛታት ሒዛ

ብ5 ለካቲት ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ልዕሊ 400 ብጃላቡ ኣሰጋገርቲ ናብ ኤውሮጳ ዝጕዓዙ ዝነበሩ ስደተኛታት ከምዝሓዙ ኣፍሊጦም። እቲ መግለጺ ካብቲ መራሕቲ ኤውሮጳዊ ሕብረት ንሊብያ ኣብቲ ኣንጻር ዘይሕጋዊ...
ዝያዳ ንምንባብ